ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልታዊ ናይ ጉጅለ ዘተ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ስልታዊ ናይ ጉጅለ ዘተ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ ኢሎም። እቶም ዋና ኮሚሽነር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ተሳተፍቲ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓሳቦም እናውፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ኣብ ዘዕብዩ ሓደሽቲ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዘትየን Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ንግዲ ኣሜሪካ ማርክ ሚሼል ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም ኣብ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ምትሕብባር ኢኮኖሚ እተን ሃገራት ዘዕብዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺታት ኢኮኖሚ ውፅኢት የምፅኡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዕብየት ኢኮኖሚ ካብ ዘመዝግባ ሃገራትን ብዙሕ ህዝቢ ካብ ዘለወን ሃገራትን ቅድሚት ትስራዕ እያ። እታ ሃገር ዝጀመረቶ ኩለመዳይ ጉዕዞ ምዕባለ ንምቅልጣፍ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝፃወቶ ግደ ብምርዳእ፣ ዝተዋደደን ሱር ቦቆልን ምምሕያሻት ኢኮኖሚ እናተግበረት ፀኒሓ እያ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት የድልዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት ክትእልሽ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ መበል 49 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝበልዎ፤ ክሌማዊ ለውጢ ምስ ካልኦት…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ዘጠናኽሩ ሱር ቦቆስ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ዘጠናኽሩ ሱር ቦቆል ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ማሕበር ኣክሲዮን ባንኪ ኣቢሲኒያ ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ምምዝጋቡ ዝምልከት ዕላዊ መግበሪ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ናይዚ ዓመት ኣኼባ “ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓት ንፅህና ንምርግጋፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ካብ ናይ ትማሊ ስግኣት ናብ ናይ ሎሚ ስነ ልቦናዊ ኩርዓት Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ስምዒት ጀግንነትን ዓወትን ንስነ ልቦናዊ ኩርዓት ማሕበረሰብ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከኣለዎ። ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብኩርዓት ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ዘኹርዕ ታሪኽ ጀግንነት ስለዘለዋ ኢዩ። ብሃገር ምምካሕን ምኹራዕ ሎሚ ብዘሎ ዓቕሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ትገብሮ ዘላ ኣስተዋፅኦ ንኢዳ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ጀነራል ዳግቪን ኣንደርሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተኦም ድማ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ወታደራዊ ምትሕብባር፣ ዞባዊ ድሕንነትን ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩናይትድ ኪንግደም ንዩክሬን እትገብሮ ሓገዝ ክትቕፅሎ እያ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሓዱሽ ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንዲ በርንሃም ሃገሮም ንዩክሬን ትገብሮ ወታደራዊን ፖለቲካዊን ደገፍ ከምዘይትቋርፆ ኣረጋጊፆም። ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ናብ ብሪታንያ ብምምራሕ ሎሚ መዓልቲ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሃገራዊ ዘተ መቀላጠፊ ፅኑዕ ህንፀት ሃገረ መንግስቲን መግለፂ ሓባራዊ ዓወትን እዩ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሃገራዊ ዘተ መቀላጠፊ ፅኑዕ ህንፀት ሃገረ መንግስቲን መግለፂ ሓባራዊ ዓወትን እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዘተ። ተሳታፊ እቲ ጉባኤ ዝኾኑ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሕመድ ሓሰን ከም ዝበልዎ÷ እቲ…