ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቻይናዊት ከተማ ቼንዱ ሓድሽ በረራ ካርጎ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቻይናዊት ከተማ ቼንዱ ሓዱሽ በረራ ካርጎ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ ሓዱሽ በረራ ካርጎ፤ ኣብ መንጎ ደቡብ ምዕራብ ቻይናን ኣፍሪካን ሓዱሽ መስመር ትራንስፖርት ካርጎ ዝኸፈተ ምዃኑ ተሓቢሩ። ኣብ ሞንጎ ምዕራብ ቻይናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዘይተነኽአ ዓሚቕ ሃፍቲ ናብ ዋና ሞተር ኢኮኖሚ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣ ብዙሓት ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሒዛ ዝፀንሐት እኳ እንተኾነት እዚ ዓሚቕ ሃፍቲ ንዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት ብሓመድ ተሸፊኑን ብባህላዊ ኣሰራርሓ ተኣሲሩን ፀኒሑ እዩ። ከም ወርቂ፣ ታንታለም፣ ፖታሽ፣ ሊቲየም፣ ክቡራት ኣእማንን እምኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት እንትጠናኸሩ ሃገር ትፀንዕ፤ ስርዓት ዴሞክራሲ እውን መሰረት ይሕዝ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ብልፅግና፣ ዘላቒ ሰላምን ናይ ሓቂ ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፈፀመቶ ዓሚቝ ትካላዊ ምምሕያሻትን ዘመዝገበቶም ርኡይ ውፅኢታትን መሰረት እናሓዙን እናፀንዑን መፂኦም። ሃገር ብፅኑዓት ትካላታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊ ሽርሒ ግብፂ ኣብ ሃገራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር መተካእታ ዘይብላ፣ መግለፂ መንነትን ናፅነትን እያ። ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት ዘጋጠሞም ሃገራውን ግዳማውን ብድሆታት ሓሊፎም ታሪኾምን ልዑላውነቶምን ኣኽቢሮም ፀኒሖም። ኣብ ከይዲ ታሪኽ ልምዓታዊን ጂኦ ፖለቲካዊን ምንቅስቓሳት እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽባር ርክብ ህዝብታት ንምጥንኻር ዕድል ፈጢሩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ምኽባር፣ ርክብ ህዝብታት ንምጥንኻርን ዘለዉ ባህልታትን ክብርታትን ንኽፍለጡ ዕድል ፈጢሩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ኣብ ከተማ ጅማ ንዝኽበር መበል 21 በዓል መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሓውር ፀጥታ ሽርሒ ባንዳታት ውሽጥን ግዳማዊን ኣፍሺሉ – ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መሓውር ፀጥታ ምስ ህዝቢ ተወሃሂዱ ብምስራሑ ሽርሒ ባንዳታት ውሽጥን ግዳማዊን ኣፈሺሉ ኢሎም ዋና ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል። ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያን ሓለፍቲ ሰላምን ፀጥታን ኣብ ሃገራዊ ሓባራዊ መድረኽ…
ስፓርት ሊቨርፑል ንብረድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሊቨርፑል መርሲሳይድ ንፈረንሳዊ ተፃዋታይ ፀጋማይ ክንፊ ብራድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ። ሊቨርፑል ነቲ 23 ዓመት ዝዕድሚኡ ተፃዋታይ ብ100 ሚሊየን ፓውንድ ናብ ኣንፊልድ ንምምፃእ ምስ ፈረንሳዊ ክለብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ብዘይሕጋዊ ህወሓት ዝበፅሖ ግፍዒ ንምንጋፍ ቃልሱ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጠዓመ ዓረዶም mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሕ ግፍዒን መከራን ንምንጋፍ ህዝቢ ዝጀመሮ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ብምቕፃል ተሓታትነት ክሰፍን ክገብር ይግባእ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ስምረትን ምክትል ሓላፊ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኣብ ሓፂር ግዜን ብፅሬትን ምዝዛም mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሮጀክታት ብግዜኦም ክዛዘሙ እንከለዉ ረብሓኦም ካብ ገንዘብ ዝሓልፍ እዩ። ፕሮጀክት ኣብ ዝተተሓዘሉ እዋን ከይተዛዘመ ክተርፍ እንከሎ ካብ ገንዘብ ብተወሳኺ ክግመቱ ዘይክእሉ ብዙሓት ሃፍትታት እዮም ዝጠፍኡ። ንኣብነት ዘይምዝዛም ፕሮጀክታት መንገዲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓደጋ ውሕጅ ኔፓል mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኔፓል ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ ሞት ናብ 177 እንትበፅሕ፣ ካብ 800 ንላዕሊ ሰባት ድማ ክሳብ ሕዚ ናብ ዝኣተዉዎ ኣይተፈልጠን። ትማሊ ኔፓል ምስ ቻይና ኣብ እትዋሰነሉ ግዝኣት ቲቤት ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሓት ኣባይትን…