ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስግግር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን መንገዲ ህልውናን mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለምና የጋጥም ዘሎ ምዝባዕ ከባቢ ኣየር ቅድሚ ሕዚ ዝዝረበሉ ከም ዝነበረ ናይ መፃኢ ስግኣት ዘይኮነስ፣ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንህልውና ብዙሓት ሃገራት ዝፍትን ዘሎ ርኡይ ሓደጋ እዩ። ብፓነል ለውጢ ከባቢ ኣየር ሕቡራት ሃገራት ዝወፁ መፅናዕትታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ጅማ ንምኽባር ምድላዋት ብዝተዋደደ መልክዑ ይካየድ ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ዝኽበረላ ከተማ ጅማ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብእኹል ደረጃን ብዝተዋደደ መልክዕን ይካየዱ ኣለዉ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰማያዊን ቀጠልቲን ዩኒፎርም ዝለበሱ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰላም ኣህጉር ኣፍሪካን ዓለምን ዋጋ እናኸፈለ ዝርከብ ክፍሊ ሰራዊት እዩ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ዓመታት ዝቐፀለን ኣብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ዝኾነን ልምዲ ሰላም ምኽባር ዘለዋ ሃገር ኮይና፤ ዞባወዊን ዓለምለኻዊን እጃማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ፤ ዘመናዊት መዲና ኢትዮጵያን ኣፍሪካን Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዲና ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ደረጃ ብቕልጡፍ ዕቤት ከተማነት እናዓበየት ትርከብ ዘበናዊት ከተማ እናኾነት ትርከብ። መቐመጢት ዋና ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣፍሪካን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታትን ብምዃና፤ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምክክር ኢትዮጵያውያን ብሰላማዊን መካተቲን መገዲ ንሕድሕዶም ክደማምፁ ዕድል ፈጢሩ እዩ – ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበሰብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያውያን ብሰላማዊን መካተቲን መገዲ ንሕድሕዶም ክደማምፁ ዕድል ፈጢሩ እዩ ኢሉ ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፤ እቲ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያውያን ብሰላማዊን መካተቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም እቲ ዞባ ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተሰማሚዖም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምርግጋፅ ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተሰማሚዖም፡፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልምዓት በይነ-መንግስታት (ኢጋድ)ን ኣብ ምርግጋጽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓወት ኢትዮጵያ መን ተሳዒሩ? Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2026 0 ኢትዮጵያ ርግፅ እዩ ተዓዊታ እያ። እቲ ዝለዓል ሕቶ ግን፣ “ንመን እያ ስዒራ?” ዝብል እዩ። እስኪ ንሕተት፤ ብሓቂ እንመን ተሰዓሩ? ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዘይምዝርራብ ፀገም ንዘበናት ኣዋጊኡና እዩ። ምስጢር ናይቶም ዝሓለፉ ደማዊ ጎንፂታት እንትግለፅ ድማ ዘይምዝርራብ፣ ዘይምስምማዕን ዘይምርድዳእን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኣባይቲ ናብ ዘበናዊን ቅልጡፍን ኣማራፂታት ምስግጋር ተኻኢሉ – ረሻድ ከማል (ዶ/ር) mizan mekonen Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዝተኻየደ ትካላዊ ምምሕያሽ ልምዓት ኣባይቲ ናብ ዘመናዊን ቅልጡፍን ኣማራፂታት ምስግጋር ተኻኢሉ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፌዴራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ረሻድ ከማል (ዶ/ር)። ኣባላት ማኔጅመንት ኮርፖሬሽን ሚዲያ ፋናን ፌዴራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረዪ ሓይሊ ማይ ግድብ ኮይሻ ኣብ ዝተተሓዘ ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መፍረዪ ሓይሊ ማይ ግድብ ኮይሻ ኣብ ዝተተሓዘ ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት መብራቱ ተሾመ (ኢ/ር) ከምዝገለፅዎ፣ ክሳብ ሕዚ ሓፈሻዊ ኣፈፃፅማ ህንፀት እቲ መፍረዪ ሓይሊ ማይ እቲ ግድብ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ንሞሮካዊ ኣዩብ ቡኣዲ ኣፈሪሙ mizan mekonen Aug 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ ንሞሮካዊ ተፃዋታይ መንእሰይ ኣዩብ ቡኣዲን ብ85 ነጥቢ 6 ሚሊየን ፓውንድ ካብ ፈረንሳዊ ክለብ ሊል ናብ ኢትሃድ ምምፅኡ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ መንእሰይ ኣብቲ ክለብ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመታት ክፀንሕ ዝኽእል…