ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ስርናይ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና – ኣፍሪካውያን ክኢላታት እቲ ዓውዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካውያን ተመራመርቲን ክኢላታት እቲ ዓውዲን ዓወት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና ኢሎም።
ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ትራንስፎርሜሽን ስርናይ ምቅልጣፍ፣ ቴክኖሎጂታት ምስፋሕን ብሄራዊ ስርዓታት ዝራእቲ ንምጥንኻርን ዘድሀበ ዓለም…