ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ እናተንቀሳቐሱ ንዝነበሩ ዕጡቓት ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ግዚኡ ዝሓለፎ ሜላ ቃልሲ ብምጥቃም ዕድሚኡ ንምንዋሕን ስቓይ ህዝቢ ንምብእኣስን ዝገበሮ ፈተነ እከይነትን ድሕረትን እቲ ጉጅለ ዘርኢ እዩ። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እቲ ይቃለሰሉ እየ ንዝብሎ ህዝቢ ትግራይ ናብ ኲናት…
Uncategorized ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ኣገልግሎት በረራ ኣውሮፕላን ዳግም ብምጅማሩ ተሓጒስና ኢና – ተጠቀምቲ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ 1 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ኣገልግሎት በረራ ኣውሮፕላን ዳግማይ ብምጅማሩ ኣዚና ተሓጒስና ኢሎም ተጠቀምቲ እቲ ኣገልግሎት። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅድሚ ሕዚ 1 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ናብ ከተማ መቐለ ዳግማይ በረራ ከም ዝጅምር ብዝገለፆ መሰረት ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሉኣላውነታ ኣይትደራደርን! ፤ ፀላኢ እውን ብድፋዕ ኣይድሕንን mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ታሪኽ ምስክር እዩ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈተነትሉ ኩሉ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ሃገራ ወርቃዊ መለለዪ ኮይኑ ሓሊፉ እዩ። ሎሚ መንግስቲ መደመር ስር ቦቆስ ሪፎርም ዝተኻየደሉ ሰራዊት ምክልኻል፣ ጅግንነቱ ምስ ሰብ ሰራሕ ብልሒን ዘመናዊ ኣፅዋራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ፌደራል ትካላት ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ፌደራል ትካላት መንግስቲ መደመር ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም። በዙይ መሰረት ዶ/ር ዘለቀ ተመስገን - ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ጃፋር በድሩ -…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብፃሕ ተጀሚሩ mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣላማጣ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጀሚሩ። እዚ ሙሉእ ብሙሉእ ብፌደራል መንግስቲ ዝሽፈን መደብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኣፀጋሚ ኩነታት ተቓላዕቲ ዝኾኑ ነበርቲ እታ ከተማ ህፁፅ ሓገዝ ይቕርብ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነዛ ዓባይ ሃገርን ዓብዩ ህዝብን ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ኮሚሽነር ጄነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ነዛ ዓባይ ሃገርን ዓብዩ ህዝብን ከምኡ እውን ዓብዩ ራኢ ዘለዎ መንግስቲ ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምህናፅ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ጄነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል። ፍሉይ ስልጠና ኦፕሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ዝተዳለዉ ማእከላት ተሃድሶ ዝርከቡለን ከባቢታት mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣብ ክልል ትግራይ ክንቀሳቐሱ ዝፀንሑ ዕጡቓት ኣፅዋራቶም ኣብ ቀረባኦም ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ብምርካብ ናብ ዝተዳለዉ ማእከላት ተሃድሶ ክኣትዉ ኮሚሽን ሃገራዊ ተሃድሶ ፃውዒት ኣቕሪቡ። በዙይ መሰረት ንዕጡቓት ዝተዳለዉ ማእከላት ተሃድሶ ዝርከቡለን ከባቢታት ዝስዕቡ እዮም፡፡…
ስፓርት ኣርሰናል ንሊድስ ዩናይትድ 2 ብ1 ስዒራ mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሻድሻይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንሊድስ ዩናይትድ 2 ብ1 ስዒራ። ሎሚ ሰዓት 8፡30 ኣብ ስታድየም ኢሚሬትስ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሊድስ ዩናይትድ ኣብ 55 ደቒቕ ሽቶ ብምምዝጋብ ቀዳማይ ሽቶ ኣመዝጊባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቢዩ ግድብ ሕዳሰ፡ ካብ ማይ ኣባይ ክሳብ ዞባዊ ምትእስሳር mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓቢዩ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ ንዞባዊ ሓባራዊ ምትሕብባርን ልምዓትን ቁልፊ ግደ ዝፃወት ስትራተጂያዊ ፕሮጀክት እዩ። እዚ ፕሮጀክት ኣፍሪካውያን ከም ዝኽእሉ ዘርኣየን፣ ሓባራዊ ምትሕብባር ናበይ ከም ዘብፅሕ ዝምስክር ኣገዳሲ ሃፍቲ እዩ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንትልም፤ ብዙሕ ዓው ከይበልና ንሰርሕ፤ ንህዝብና ድማ ብውፅኢት ንዛረብ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ቦሌ ለሚ ዝተሃንፀ ሃገራዊ ፋብሪካ መፅረዪ ክቡራት ማዓድናት መሪቖም ስራሕ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ቀንዲ ዕላማ ምህናፅ እቲ…