Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ሽልማት ኮኾብ ኣትሌት እዚ ዓመት ሕፅይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌቲክስ ዓለም ዝርዝር ተወዳደርቲ ሕፁያት ዝበለፁ ኣትሌታት ዓለም 2026 ዕላዊ ገይሩ። በዚ ድማ ኣትሌት ትዕግስት ኣሰፋ ኣብ ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ዝተመረፃ 10 ኣትሌታት ዝርዝር ተኻቲታ። ኣትሌት ትእግስት ኣብ ማራቶን በርሊን…

ብሄራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ ምሕላው ዘምፅኦ ትርፊ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ – ፕሬዚደንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ ምሕላው ትርፉ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ ኢሎም ፕሬዚደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚደንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ብሄራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ ብዘላቕነት ንምሕላው፤ ካብ ኣድማስ…

መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንምኽባር ኩሎም ዓቕሚታት እናተጠቐመ ይርከብ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባር ኩሎም ዓቕሚታት እናተጠቐመ ይርከብ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ኣላሴ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽንን ፌዴሪኢ 7ይ ዘበነ ስራሕ 1ይ ዓመት ሓባራዊ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኩለመዳይ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ጭቡጥ ዕቤት ንኽምዝገብ ኣኽኢሉ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንኩለመዳይ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ዘኽብር ኣካይዳ ብምኽታሉ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዕቤት ንኽምዝገብ ኣኽኢሉ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽንን ፌዴሪኢ 7ይ ዘበነ ስራሕ 1ይ ዓመት ሓባራዊ ስሩዕ…

ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰላም ምፅናዕን መፍረያይነት ምድንፋዕን ቀዳማይ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ምፅናዕ ከምኡ እውን መፍረያይነት ብዝበለፀ ምድንፋዕን ቀዳማይ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ሓበራዊ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ…

ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ሓበራዊ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዲሪኢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ሓዊሱ ተመረፅቲ ኣባላት ክልቲኦም ኣቢያተ…

ራኢ ኢትዮጵያ ብዝሓስብ ኣእምሮን ብዝሰርሓ ኣእዳውን እንትምራሕ ይሰምር – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ራኢ ኢትዮጵያ ብዝሓስብ ኣእምሮን ብዝሰርሓ ኣእዳውን እንትምራሕ ይሰምር፣ ይፀንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግማይ…

ፕሬዚዳንት ብሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ብሩንዲን ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ኢትዮጵያ ዝሓዘቶም…

ኢትዮጵያዊነት ብፈተናታት ዘይተሰኮነ ብወረርቲ ዘይተሰብረ ኢትዮጵያውያን ብመደመር መገዲ ስለ ዝጎዓዙ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈተናታት ዘይተሰኮነ ብግዳማዊ ወረርቲ ዘይተሰብረ ኢትዮጵያዊነት ዝተረኸበ ኢትዮጵያውያን ብመደመር መገዲ ስለ ዝጎዓዙ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ ምስረታ ሓድሽ መንግስቲ መደመርን ፌዴሪኢ 7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ዓመት…

ኢትዮጵያ ሰዓራይ እምበር ተሰዓራይ ዜጋ ኣይህልዋን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሰዓራይ እምበር ተሰዓራይ ዜጋ ኣይህልዋን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብቲ ኣኼባ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ገይሩ ሰይሙዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዚ እዋን ከም ዝበሉዎ፤…