ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ን10 ዜጋታት ናይ ክብሪ ኣባልነት ሰራዊት ምክልኻል ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ነቲ ሰራዊት ብዝተፈላለየ መገዲ ኣበርክቶ ንዝገበሩ 10 ዜጋታት ናይ ክብሪ ኣባልነት ሰራዊት ምክልኻል ኣፍልጦ ተዋሂቡ። 119 ዓመት መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝተፈተነሉ ኩሉ ዓውደ ውግእ ብፅንዓት ሓሊፉ ዓወት ተጎናፂፉ እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈተነሉ ኩሉ ዓውደ ውግእ ብፅንዓት ሓሊፉ ዓወት ዝተጎናፀፈ፣ ንሃገር ናብ ምሉእ ዕቤት ዘብፅሕ ሰራዊት ዓወት እዩ ኢሎም ሚኒስትር ምክልኻል መሓመድ እድሪስ። 119 ዓመት መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ሰራዊት ዓወት”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኽ ዕጡቕ ሓይሊ ኢትዮጵያ ንዘመናት ዝተመዝገበ እዩ – ጀነራል ዓለምእሸት ደግፌ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪኽ ዕጡቕ ሓይሊ ኢትዮጵያ ንዘመናት ዝተመዝገበ እዩ ኢሎም ወታደራዊ ኣማኻሪ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይልታት ጦር ፌዴሪኢን ሓላፊ ኣመራርሓ ተኹሲ ሚኒስቴር ምክልኻልን ጀነራል ዓለምሸት ደግፌ። መበል 119 ዓመት መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልምዓት ወሰን ሩባ ቀጨኔ–ኣምባሳደር–ጊዮን–ኢሬቻ–ባምቢስ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልምዓት ወሰን ሩባ ቀጨኔ–ኣምባሳደር–ጊዮን–ኢሬቻ–ባምቢስ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ እዚ 351 ሄክታር ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 119 ይ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይልታት ጦር ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ሓለፍቲ መንግስቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ዓወት፤ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበናት ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተሰጋገረ ዝመፅአ ዋልታ ኢትዮጵያ ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንኽብሪ ሃገርን ድሕንነት ህዝቢን እናተዋደቐ ኣብዚ በፂሑ ኣሎ። በዚ ድማ ኢትዮጵያ ብብርቱዕ ቅልፅም ደቃ ተኸቢራን ተሓፊራን ንዘበናት ዶባታ…
ስፓርት ኣርሰናል ንኤቨርተን ስዒራ mizan mekonen Oct 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ 8ይ ሰሙን መደብ ፀወታ ኣርሰናል ንኤቨርተን 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ምሸት ሰዓት 11፡00 ኣብ ስታድዩም ኤሚሬትስ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናል ንኤቨርተን ብምስዓር ኣገዳሲ ሰለስተ ነጥቢ ኣመዝጊባ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ንረብሓ ህዝቢ ዘገልግል ሽርክነት ክንፈጥር ይግባእ – ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ mizan mekonen Oct 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካውያን ንረብሓ ህዝቢ ዘገልግል ሽርክነት ክንፈጥር ይግባእ ኢሎም ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቡሩንዲን ኢቫሪስተ ንዳይሺሚዬ። ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ መፍትሒ ሰላም ብምፍልፋል፣ ቁጠባዊ ሉዓላውነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ እናተቐየረ ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ስርዓት ምልምማድ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ነቲ ስርዓት ናይ ምቕራፅ ግደ ክህልዋ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ… mizan mekonen Oct 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካ እናተቐየረ ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ስርዓት ምልምማድ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ነቲ ስርዓት ናይ ምቕራፅ ግደ ክህልዋ ይግባእ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) “መንገድታት ሰላም ኣብ ኣፍሪካ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 12 ጣና ፎረም ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Oct 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 12 ጣና ፎረም፣ “መንገድታት ሰላም ኣብ ኣፍሪካ፦ ኢኮኖሚያዊ ሉኣላውነትን ጂኦፖለቲካዊ ሽግግርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዊሱ መራሕቲ ኣፍሪካን ካልኦት ዝምልከቶም…