Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ቅዱስ ጊዮርጊስን ሸገር ከተማን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሸገር ከተማን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ስታድዮም ኣዲስ ኣበባ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦን ናትናኤል…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ጣና ፎረም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን መድረኻት ቀንዲ ኣጀንዳ ኮይኑ እናቐረበ ይርከብ። ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቁልፊ ኣጀንዳ ብሄራዊ ረብሓ ኮይኑ ካብ ዝቐረበሉ እዋን ጀሚሩ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳተፈትሎም…

ስነ ስርዓት ሽልማት ባሎንዶር ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምቲ 16፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ሽልማት ባሎንዶር 2026 ሎሚ ምሸት ኣብ ለንደን ክካየድ እዩ። ላሚን ያማል፣ ሃሪ ኬን፣ ኪሊያን ምባፔን ኦስማን ዴምቤሌን ኣብ ሽልማት ባሎንዶር እዚ ዓመት ንዓወት ብቕድሚት ተገሚቶም ኣለዉ። ከም ሊዮኔል ሜሲ፣ ጁድ ቤሊንግሃም፣…

ልምዓት ዝምዘን ብህንፀት መሰረተ ልምዓት ጥራይ ዘይኮነ ብዝህቦ ኣገልግሎትን ብዝፈጥሮ ዕድላትን እውን እዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ዝምዘን ብዝህነፅ መሰረተ ልምዓት ጥራይ ዘይኮነ ንሰባት ብዝህቦ ኣገልግሎትን ብዝፈጥሮ ዕድላትን እውን ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። 3ይ ሰሙን ማይን ኢነርጂን “ኣብ ሳይንስ መስረት ዝገበረ ፖሊሲን ውሁድ…

ኢነርጂ፡ ንሕዳሰን ዘላቒ ብልፅግናን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ዕቤትን ብልፅግናን ዝኾነት ሃገር፣ ሓይሊ (ኢነርጂ) መሰረት ኩሉ ልምዓትን መንቀሳቐሲ ሞተር ኢኮኖሚን እዩ። ከምቲ ህይወት ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር ብርሃን ፀሓይን ኣየርን ዘድልዮ፣ ዘርፍታት ልምዓት ንኽዓምብቡ፣ ኢንዱስትሪታት ንኽንቀሳቐሱ፣…

ፀረ ደባይ ውግእ ክምክት ዝኽእል ዓቕሚን ቁመናን መግለፂ ሰራዊት ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምቲ 16፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘበናዊ ኣፅዋር ኲናትን ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብን ዝተወደበ ብምዃኑ፤ ንፀረ ደባይ ውግእ ክምክት ዝኽእል ዓቕሚን ቁመናን ፈጢሩ ኣሎ። ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዝተመስረተሉ እዋን ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ እናኣካየዶ ዝፀንሐ ሃገር ካብ…

ሉላ ዳ ሲልቫ ምርጫ ፕሬዚደንት ብራዚል ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 80 ዓመት ዝኾኑ መራሒ ሓይሊ ፀጋም ሉዊስ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ፕሬዚደንታዊ መረፃ ብራዚል ስዒሮም። እቶም ፕሬዚደንት፣ ንየማናዊ ተቓዋሚኦምን ወዲ ናይ ቀደም ፕሬዚደንት ብራዚል ጃይር ቦልሶናሮ ዝኾኑ ሰናተር ላቪዮ ቦልሶናሮን ብምስዓር፣…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 561 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 561 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብዚ ሰሙን ብዝተኻየዱ 7 ዙር በረራታት ዝተመለሱ 929 ደቂ ተባዕትዮ፣ 580 ደቂ ኣንስትዮን 52 ህፃናትን እንትኾኑ፤ ካብቶም ዝተመለሱ ዜጋታት…

መበል 12 ዓለም ለኸ ጣና ፎረም ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 13 ክሳብ 15 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ዝፀንሐ መበለ 12 ዓለም ለኸ ጣና ፎረም ብዓወት ተዛዚሙ ኢሉ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ። ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ብዓወት…

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ትምህርቲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝርከቡ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ስራሕ ዳግም ተጀሚሩ። ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይዲ ትምህርቲ ዳግማይ ምጅማሩ፣ ተምሃሮ ናብ ትምህርቲ ክምለሱን ዝተቛረፀ ከይዲ…