ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ምሸት 5 ፀወታታት ክካየዱ እዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ ፀወታ ምሸት ሰዓት 11:00 ኣርባዕተ ፀወታታት እንትካየዱ፤ ቼልሲ ምስ ሰንደርላንድን ሊቨርፑል ምስ ክሪስታል ፓላስን ዝገብረኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ናይ ምግብን ሎጂስቲክስን ደገፍ ንምሃብ ተዳልዮም ናውቲታት ዝነበሩ ተታሒዞም mizan mekonen Nov 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምት፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓውልቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ናይ ምግቢን ሎጂስቲክስን ደገፍ ንምግባር ተዳልዮም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ብሓበሬታ ሕብረተሰብን ምስ ኣካላት ፀጥታ ብዝተገበረ ሓባራዊ ምፅራይፃ ከምዝተታሕዙ ተገሊፁ። ካብቶም…
ጥዕና ኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ስርዓት ጥዕናኣ ንምምዕባል ብፍሉይ ትኹረት ትሰርሕ ኣላ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ mizan mekonen Nov 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምት ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ስርዓት ጥዕናኣ ንምምዕባል ብፍሉይ ትኹረት ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። 28 ጉባኤ ዓመታዊ ዘፈር ጥዕና ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ሆሳዕና ይካየድ ኣሎ። ዶ/ር መቅደስ ዳባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ፓርቲ ኢኒሺየቲቭ ፖለቲካዊ ፓርቲታት ኣፍሪካ ክመርሕ ተመሪፁ mizan mekonen Nov 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምት፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ፓርቲ ኢኒሺየቲቭ ፖለቲካዊ ፓርቲታት ኣፍሪካ (APPS) ክመርሕ ተመሪፁ። 2ይ ጉባኤ ፖለቲካዊ ፓርቲታት ኣፍሪካ፡ "ዕቤት ምምራሕ፡ ፖለቲካዊ ፓርቲታት ከም መሃንዲሳት መፃኢ ቁጠባ ኣፍሪካ" ብዝብል ቴማ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወታደራዊ ስልጠና ንዝለዓለ ብቕዓት ኣመራርሓ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣመራርሓ መንግስቲ ወታደራዊ ስልጠናታት ክወስዱን ፖሊሲታት ድሕንነት ብግቡእ ክርድኡን እናተገበረ ይርከብ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ብርኪ ፌደራል ዝርከቡ ኣመራርሓ ፖለቲካ ዝወስዱዎ ዝነበሩ ስልጠና ዛዚሞም ናብ ስረሖም ተመሊሶም ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተፋሰስ ኣባያ-ጫሞ ዝርከቡ ሩባታት ትንበያ ውሕጅ ንምክያድ ዘኽእል ስርዓት ሓበሬታ ተዘርጊሑ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ተፋሰስ ኣባያ-ጫሞ ዝርከቡ ሩባታት ትንበያ ውሕጅ ንምክያድ ዘኽእል ዘተኣማምን ስርዓት ፍሰት ሓበሬታ ተዘርጊሑ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ተግባር እናውዓሎ ዝርከብ ፕሮጀክት ምክልኻልን ምምሕዳርን ሓደጋ ውሕጅ ኢትዮጵያ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣተኣኻኽባን ኣጠቓቕማን ገንዘብ ፓርቲታት ፖለቲካ ብሕጊን ደምቢን ክምራሕ ይግባእ – ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣተኣኻኽባን ኣጠቓቕማን ገንዘብ ፓርቲታት ፖለቲካ ብሕጊን ደምቢን ክምራሕ ኣለዎ ኢሎም ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ። 2ይ ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ፣ "ዕቤት ምምሕዳር፤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ሓንፀፅቲ ንድፊ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ መደመር ንሃገራዊ ሓድነትን ሓባራዊ ምዕባለን እናሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ንሃገራዊ ሓድነትን ሓባራዊ ምዕባለን እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚደንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። 2ይ ጉባኤ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ሸቶታት ኣብ መንጎ ፖለቲካዊ ውድባት ሓባራዊ ምርድዳእ ክህሉ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Nov 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራዊ ሸቶታት ንነዊሕ እዋን ኣብ መንጎ ፖለቲካዊ ውድባት ሓባራዊ ምርድዳእ ክህሉ ይግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ 2ይ ጉባኤ ፖለቲካዊ ውድባት ኣፍሪካ “ምምሕዳር ዕብየት፤ ፖለቲካዊ ውድባት ንመፃኢ ዕድል ቁጠባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕቤት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ቅድሚ ገፃት ዓለም ለኸ መራኸቢ ሓፋሽ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓበይቲ ኢኮኖሚታት ካብ ዝሃነፃ ሓሙሽተ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ዓለም ለኸ መራኸቢ ሓፋሽ ኣብ ቅድሚት ገፀን እናፀብፀባ ይርከባ። መንግስቲ መደመር ኢኮኖሚ ሃገር ንምዕባይ፣ ኣብ መዋቕር ዘለዉ ስብራታት ንምእራምን ሉኣላዊነት…