ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪፍ ትራንስፖርት ብዝተወሰነ መሰረት ንኽቕፅል ትእዛዝ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ታሪፍ ትራንስፖርት ብዝተወሰነ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሚኒስቴር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ስሩዕ ኩነታት ምምላሱ ንምፍላጥ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘጋጠመ ጎንፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ብሲስተም ዝምርሑ ናይ ምግባር ስራሕ ፍሪኡ ይረአ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ዝተንጠልጠሉ ዘይኮኑስ ቀፃልነት ዘለዎም ብሲስተም ዝምርሑ ጥንኩራት ትካላት ናይ ምግባር ስራሕ ፍሪኡ ይረአ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት ናይ ኢንዱስትሪ ሰላም ንምፍጣር ብዙሓት መመሓየሺታት ተገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት ሰብ ተኮር ብዝኾኑ ስራሕቲ ሪፎርም ናይ ኢንዱስትሪ ሰላም ንምፍጣር ብዙሓት መመሓየሺታት ተገይሮም ኢሉ ሚኒስቴር ክእለት፡፡ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዘ ከምኡ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 51 ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፅዕንቶ ናብራ ዜጋታት ንምንካይ ብዙሕ ቢሊየን ብር ብምምዳብ ቀረብ ነዳዲ የቐፅል ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ፅዕንቶ ናብራ ዜጋታት ንምንካይ ብዙሕ ቢሊየን ብር ብምምዳብን ኩሎም ኣማራፂታት ፀንቂቑ ብምጥቃምን ቀረብ ነዳዲ የቐፅል ኣሎ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ሕብረተሰብ ነዳዲ ካብ ምቑጣብ ሓሊፉ ኮንትሮባንድ ኣብ ምቅላስ ዜግነታዊ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ - ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ሉኣላዊነት ሓይሊ ካብ ዝኸፍአ ሓደጋ ዘድሐነና ስለዝኾነ ሕብረተሰብ ነዳዲ ካብ ምቑጣብ ሓሊፉ ኮንትሮባንድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጠን ቀረብ ነዳዲ ናፍጣ ቅድሚ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝነበሮ ክምለስ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መጠን ቀረብ ነዳዲ ናፍጣ ቅድሚ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝነበሮ ክምለስ ተወሲኑ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ምንቅስቓስ ፍርያትን ትራንስፖርትን ብምርኣይ ቀረብ ናፍጣ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዝውዕላ 92 ገልበጥቲ ናይ ኤሌክትሪክ መኻይን አእትዩ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንህንፀት ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዝውዕላ 92 ገልበጥቲ ናይ ኤሌክትሪክ መኻይን አእትዩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሃሰን ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ማሕበራዊ ዘፈር ዘድሀበ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ተግባራት ማሕበራዊ ዘፈር ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ዝላ ማሕበራዊ ልምዓት ንህንፀት ሃገር" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰናደአን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ማህበራዊ ዘፈር ዝተመዝገቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ንዕብየት ሃገር ዘለዎ ኣበርክቶ ብዝበለፀ ዘዕብዩ መርሃ ግብሪታት ገበታ mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪታት ገበታ ንሸገር፣ ገበታ ንወለዶ ዝህነፁ መባፅሕ ቱሪዝም ኣብቲ ዓውዲ ንኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ኣበርክቶ ብዝበለፀ ዘዕብዩ እዮም ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፡፡ እተን ሚኒስትር ባይቶ ወከልቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ደስ ዘይበሎም ብወገን ኢራን ዝቐረበ ነጥቢ ድርድር… mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፤ ኢራን ነቲ ንኽልተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ኲናት ንምቁራፅ ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ ሕጉስ ኣይኮንኩን ኢሎም፡፡ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ እቲ ኩናት ደው ክሳብ ዝብል ድርድር ኒውክሌር…