Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቅረብቲ መድሓኒት "ዓለም ለኸ ስልታዊ ምሕዝነት ንዘተኣማምን ምትእስሳር ቀረብ…

መስኖ ሕርሻ ብምግብ ርእስና ንምኽኣል ዝፀንዐ መሰረት ዘንበርናሉ ምዕራፍ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መስኖ ሕርሻ ሓጋይ፤ ብምግቢ ርእስና ንምኽኣል ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ፅኑዕ መሰረትን ዘንበርናሉ ምዕራፍ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሕርሻ መስኖ…

ብልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ወፃኢ 1 ሺሕን 452 ኣቢያተ ትምህርቲ ክህነፁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ 1 ሺሕን 452 ቅድመ ስሩዕ ኣቢያተ ትምህርቲ ክህነፁ ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፤ እቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ክልላት ብምትሕብባር ኣብ ኩለን…

ቢሊየን ዶላራት ዘድሐነ ምንቅስቓስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውድታት ኦኮኖሚ ብምክታል ሉኣላውነታ ንምዕዋት ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ትርከብ። በዙይ እውን ብፍላይ ሉኣላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምህርቲ ሓጋይ ስርናይ ኣብ ምፍላጥ ኣብ ስርናይ ዓርሰ…

ኢትዮጵያ ኢንዱስትሪ ስግግር ሉኣላዊነት ሃገር ብዘላቒነት እነረጋግፀሉ ወሳኒ ወሳኒ ዓንዲ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኢንዱስትሪ ስግግር ብቁፅሪ ካብ ዝግለፅ ኢኮኖሚ ንላዕሊ ድልየት ሃገራዊ ሉኣላዊነት ብዘላቒነት እነረጋግፀሉ ወሳኒ ወሳኒ ዓንዲ እዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ መግለፂ…

ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብቕብሪ ተቐቢልና…

ኣብ ውሽጢ ሃገር መድሓኒት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ምድንፋዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እታወታት ሕክምናን ኣፋውስን ንምፍራይ መመሓየሺታት ፖሊሲ ካብ ምግባር ጀሚሩ ነቲ ዓውዲ ልዑል ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ፡፡ በዚ ድማ ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናውቲ መገልገሊ…

ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዓይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሞዛምቢክ ኢ ክርስቲያቮ አርቱር ቹሜ ተመያይጠን፡፡ ኣብ ዘትአን ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ብሓባር ክሰርሓሉ ዝኽእላ ጉዳያት ዘተ ኣካይደን፡፡…

ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘኽእላ ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ንኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝተገበረ 7ይ ዙር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ አቀባብላ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብኽብሪ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ‎ዑደት እቶም ፕሬዝደንት ሓበራዊ ልምዓትን ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢን ክልቲአን ሃገራት…