Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ኣዛተይቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ኢትዮጵያውያን ዘይሻራዊ ክኾኑ ኣለዎም – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዛተይቲ (ኣማኸርቲ) ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ንኹሎም ኢትዮጵያውያን ዘይሻራዊ ክኾኑ ይግባእ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፡፡ እቲ ኮሚሽን ንኣዛተይቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝተዳለወ ቀዳማይ ዙር ናይ ግንዛበ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ክዛተዩ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራግቺ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ንምዝርራብ ናብ ሩስያ ኣትዮም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ንኽልተ ወርሒ ዝፀንሐ ኲናት ንምቁራፅ ክትዘራረብ እንተደልያ ደዊላን ናባና ክትመፅእ ትፅቢት…

ኣውቶቡሳት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣገልግሎት ይህባ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካል ኣገልግሎት ኣውቶቡስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መዓልቲ ክሳብ 1 ነጥቢ 5 ሚልዮን ዝኾኑ ዜጋታት ኣገልግሎት ይህብ ኣለኹ ኢሉ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣካሉ ኣሰፋ ምስ ሕፅረት ነዳዲ ተተሓሒዙ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ዘየድሊ ምዝንባዕን ፀገማትን…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ተዛቲዮም

አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ማሪያ ማኑኤላ ሉቃስ ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ክልቲአን ሃራት ብኣምር ፓን ኣፍሪካኒዝም ዝተቓነየ ፍሉይ ርክብ ከምዘለወን ብምሕባር፥ ናይ ነዊሕ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ብሬንትፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ እናተናሓነሐት ትርከብ ማንቼስተር ዩናይትድ፤ ኣብቲ…

ቼልሲ ናብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ቼልሲ ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ፡፡ ሰዓት 11 ኣቭ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ቼልሲ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ውፅኢት ስዒቡ…

ኣብ ወረዳ ደሃና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ወረዳ ደሃና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 18 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ካብ ከተማ እብናት ናብ ሰቆጣ እናተጓዓዘ ዝነበረ ናይ ህዝቢ መመላለሲ ተሽከርካሪ ኣብ ወራ ደሃና ቀበሌ 9 ድግሽዋ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እቲ…

ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ  ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዘካየደኦ ፀወታ ብዓወት ኢትዮጵያ ቡና ተዛዚሙ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1…

ቆናጁ ኣፍሪካ ስራሕቲ ልምዓ ወሰን ሩባ መዲና ኣዲስ ኣበባ ጎብኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዓለም ለኸ ውድድር ቁንጅና ተሳተፍቲ ኣብታ ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ብምዝውዋር ተዓዚበን፡፡ እቲ ውድድር ቁንጅና ኣብ ሞንጎ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ምትእስሳር ባህሊ ንምፍጣርን ሃፍቲ ቱሪዝም ንምፍላጥን…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ዝበለፁ 20 ክፍለዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ርቴፊሻል ኢንተለጀንስን እሁድ ኤኣይን ብምትሕብባር ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ኣሰናዲኡ። ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 600 ተወዳደርቲ ስራሕቶም ዘእተዉ እንትኾኑ ÷ ዝበለፁ 20 ተወዳደርቲ ሎሚ መዓልቲ…