ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1ሺሕን447 በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡
ነብዩ ኢብራሂም ብትእዛዝ ኣላህ ንወዶም መስዋእቲ ዘዳለዉሉን ፅንዓቶም ተፈቲኑ ዝተዓወተሉን ናይ…