ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ – ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 15፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ስምረት ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ ኢሎም።
ኣቶ ሃፍቱ ከም ዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንመናእሰይ እቲ ክልል…