ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመፅኡ ብዙሓት ዓሰርተታት ዓመታት ዘሃቀኑ ውጥናት Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕለት ጥራሕ ዝሓስብ፣ ንፅባሕ ኣሳጊሩ ክርኢን ከርኢን ብዘይተዓደለ መንግስቲን ንመፃኢ ወለዶ ዘየማዕዱን ብዘይፈቐደ ህዝቢን ጥንኩርንን ዝማዕበለትን ሃገር ምህናፅ ይእግዳ። ሎሚ ልዕለ ሓያላት ዝበሃላ ሃገራት በቢዓውዱ ዝበፅሑሉ ብራኸን ጥንኩር ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀይሕ መስመር ብሄራዊ ረብሓና Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ናይ ዝኾነት ሃገር መሰረትን ናይ ህልውና ውሕስናን ዝኾነ ብሄራዊ ረብሓ ልዕሊ ዝኾነ ድርድርን ስምምዕነት ጠጠው ዝብል ቀይሕ መስመር እዩ፡፡ ሉኣላዊነት፣ ግዝኣታዊ ሓድነት፣ ድሕንነት ህዝቢን ስልታዊ ሃፍቲታትን ምሕላው ሃገራት ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣሕሊፈን ዘይህበኦም ወሰንቲ ጉዳያት ኢዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜንያ ተዛትየን mizan mekonen Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተዛትየን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ ፅሑፍ፤ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተራኺብና ብዛዕባ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቱ ዙረት ኣሞራታት Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ፣ ሰላምን ድሕንነትን፣ ፖለቲካን ማሕበራዊን ዓንዲን መራሒትን ሃገር ኢያ፡፡ ኢትዮጵያ ማእኸል ፅንፀ ሓሳብ ናፅነትን ሓድድነትን ፓን ኣፍሪካኒዝም፣ ዲፕሎማሲያዊት መዲና እታ ኣህጉር ከምኡ እውን ምልክት ኩርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ አርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፈጠራ ቴክኖሎጂ ዘጎልብት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊት ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሶፊያ ኣሺፓላ ኢትዮጵያ ዝሓሰበቶ ዩኒቨርሲቲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ/ሰብ ስራሕ ምስትውዓል/ ምጥያሽ እታ ሃገር ማእኸል ቴክኖሎጂን ፈጠራን ኣፍሪካ ዝገብረር ታሪኻዊ ስጉምቲ ኢዩ ኢለን። ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ሰላም ምኽላእ ይኹን ሕጋዊን ስትራቴጂካዊን በሪ ባሕሪ ምኽላእ ኣይከኣልን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ውዳበ ፀፅታ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓታት እታ ሃገር ንምኽባር ዘተኣማምን ዓቕሚ ፈጢሩ ኢዩ፡፡ ምስ ህዝባዊ ሓድነትን ዲፕሎማሲያዊ ቆራፅነትን ተደሚሩ እቲ ኣወዳድባ ሉኣላዊነት፣ ህልውና ኢኮኖሚን ሙሉእ ብሄራዊ ረብሓታትን ኢትዮጵያ ዘረጋግፅ ሓይሊ ኮይኑ ተሃኒፁ ኢዩ። ሰራዊት ምክልካልን ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሽመት ዳያኑ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትማሊ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 5ይ ዓመት 6ይ ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሽመት ዳያኑ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኦሮሚያ ገዛሊ ኣባሲመል ተሸወምቲ ዳያኑ ናብቲ ጨፌ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዘተ ኣብ ዝተመደቡሉ ኣጀንዳ ምዝታይ ጀሚሮም – ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ዝተመደቡሉ ኣጀንዳ ሎሚ መዓልቲ ምዝታይ ጀሚሮም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር መሓሙድ ድሪር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር እዋኑ ንዝጠልቦ ሜላ ኣነባብራ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር እትህነፅ ብዝሐሸ ኩነታት ምሕሳብ፣ ምፍቕልጣፍን ምፍጣርን ዝኽእሉ ዜጋታ እንትህልዉዋ ምዃኑ ይእመን፡፡ ልምዓት ኮሪደር ንፅባቐ ከባቢ ንምፍጣር ጥራሕ ተሓሲቡ ዝስራሕ ዝመስሎ እንተሃሊዩ እዚ ፍፁም ስሕተት ኢዩ፡፡ እቲ ልምዓት ዝወቀበን ንፁህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ብዝተፈላለዩ ተበግሶታት ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተፈላለዩ ተበግሶታት ብምንዳፍን ናብ ተግባር ብምቕያርን ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ። ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣመራርሓ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…