Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2026

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት ባዛር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም ባዛር ብዕሊ ኣጀሚሮም። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ዕድጊት እቲ ቢሮ ፀጋዬ ደበላ ከምዝገለፅዎ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንናህሪ ዋጋ ካብ ምክልኻልን ፍትሓዊነት ስርዓት ንግዲ ካብ…

ቁፅሪ “4ጂ” ተረባሕቲ ከተማታት ናብ 1 ሺሕን 500ን ንምዕባይ ክስራሕ እዩ – ፍሬህይወት ታምሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕቲ “4ጂ” ዝኾና ከተማታት ቁፅሮም ናብ 1 ሺሕን 500ን ንምዕባይ ክስራሕ እዩ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ። ኢትዮ ቴሌኮም “ዝመፅእ ኣድማስ” ዝብል ናይ 3 ዓመት ስትራቴጂኡ 2ይ ዓመት ትልሚ ስራሕ…

ብስራት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ብፍላይ ድማ ነበርቲ ከተማታት ጉዳይ መንበሪ ኣባይቲ ከም ፀገም የልዕሉ። እዚ ፀገም ድማ ካብ ሕፅረት ቀረብ ኣባይቲ ኣትሒዙ ክሳብ ዜጋታት ኣዝዩ ዝተጋነነ ክፍሊት ኪራይ ገዛ ንኽኸፍሉ ምግባር ዝበፅሕ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያ ቅልጡፍ፣ ጠንካራን ንኹሉ ዝሓቑፍ ኢኮኖሚ ምህናፃ ክትቅፅል እያ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ቅልጡፍ፣ ጠንካራን ንኹሉ ዝሓቑፍ ኢኮኖሚ ምህናፃ ክትቕፅል እያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፣ ኣብ ሃገርና ንፈለማ እዋን ፍሉይ ኩባንያ መሊሱ መጠናኸሪ ልቓሕ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣበበ “ሻምፒዮን ዕቤት ቀዳማይ ቁልዕነት” ብዝብል ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ኣብ ዓለም ለኻዊ “Act For Early Years” ዝተብሃለ ኢኒሼቲቭ “ሻምፒዮን ዕቤት ቀዳማይ ቁልዕነት” ዝብል ኣፍልጦ ተዋሂብወን። እቲ ኣፍልጦ ንመሪሕነት ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ከምኡ እውን…

ተሞክሮ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካፍሉ መናእሰይ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ከምርሑ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሞክሮ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንምክፋል መናእሰይ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ከምርሑ እዮም። ምክትል ፕረዚደንት ክንፊ መናእሰይን ሓላፊት ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣባንግ ኩመዳን ከም ዝገለፀኦ፤ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት…

ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብራዚል ጨንፈሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ብራዚል ንግዲን ኢንቨስትመንትን (ኣፔክስ ብራዚል) ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ብራዚል ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሉላ ዳ ሲልቫ ዘካየድዎ ዘተ ስዒቡ ቢሮኡ ከም ዝተኸፈተ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብምርካብ ስራሕቲ ምንቅስቓስ እቲ ትካል ተዓዚቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፤ ኣብ ሕትመት ፓስፖርት፣ ኣገልግሎት ወፃእተኛታትን…

ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ንግዲን ፀፅታን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል እያ – ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት ከምኡ እውን ኣብ ዓውድታት ፀፅታን ድሕንነትን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል እያ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ብምዃን ንዝሓለፉ…

ትኹረት መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ዝሰሓበ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣረኣእያ ዓለም ምስሊ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ኣዚዮም ዝፃረሩ ዛንታታት ታሪኽ ዝተፅሓፈ እዩ። ብሓደ ገፅ ንዘበናት ዝተሳገረ ክብሪ፣ ጥንታዊ ስልጣነን ወናንነት ናፅነትን ይርከብ፤ ብኻልእ ወገን ድማ ርእስኻ ዘይምኽኣል፣ ተመፅዋትነትን ድኽነትን…