Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2026

ዓወት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ህዳሰ ግድብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጠለብ ሓይሊ ንምምላእን መሰረት ኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ጥራሕ ኣይኮነን። ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ሊኣላውነትን ሃገራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ዘኽበረ ህያው መርኣያ ታሪኻዊ ፅንዓትን ዲፕሎማስያዊ ቃልሲን እውን እዩ።…

ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንንግዲ ወፃኢ ፃዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመትን ትልሚ 2019 ዓ.ምን ዝምልከት…

2018 ዓ.ም ሃገረ መንግስቲ ንምፅናዕን ንህንፀት ዴሞክራሲን ፅኑዕ መሰረት ዝተነበረሉ ዓመት ነይሩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተዛዘመ 2018 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ሃገረ መንግስቲ ንምፅናዕን ንህንፀት ዴሞክራሲን ፅኑዕ መሰረት ዝተነበረሉ ዓመት እዩ ኢሉ። ሚኒስተር ደኤታ እቲ ኣገልግሎት ከበደ ደሲሳ፤ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዝተመዝገቡ…

ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበሩ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ስያመታት ክኽበሩ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲቲ ከበደ ደሲሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ዝተዛዘመ…

ሓዱሽ ተስፋ ሒዙ እናመፅአ ዝርከብ ሓዱሽ ዓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግመ ክረምቲ ንብሩህ ፀሓይ ወርሒ መስከረም ቦታኡ እናለቐቐ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ ተስፋ ዝተዓጀበ ሓዱሽ ዘበን ንምቕባል መዓልቲ እናቖፀረት ትርከብ። በዓል ሓዱሽ ዓመት ከምዝቐረበ ዜና ተብስር ዕምበባ ገልገለመስቀል እናዓምበበት ጎቦታትን ኣኽራናትን ብብጫ…

ባርሴሎና ንጋብርኤል ጄሱስ ካብ ኣርሰናል ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋብርኤል ጄሱስ ካብ ኣርሰናል ምፍራማ ዕላዊ ገይራ። ባርሴሎና እቲ ተፃዋታይ ንምዝውዋር 8 ነጥቢ 6 ሚልዮን ፓውንድ ወፃኢ ገይራ። ጋብርኤል ጄሱስ ድማ ኣብታ ጋንታ ክሳብ 2029 ዓ.ም…

ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኢትዮጵያ ብዙሕ በረከት ዘለዋ ሃገር እያ። ተፈጥሮ ዝዓደላ ሃፍቲን ምስ ሰብ ስራሕ ጥሪታ ተደሚሮም ምዕባለኣ ዘይተርፍ ምዃኑ ዝምስክሩ እዮም። ቱሪዝም ካብቶም ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉ ዓምዲታት ሓደ ኮይኑ ብሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፍሉይ ቦታ ተዋሂብዎ እዩ። እዚ ኣድማስ ኣረኣእያ ምስፋሕን…

‎ቀንዲ ተግባራት ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እንትቃነ

‎ቀንዲ ተግባራት ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እንትቃነ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ፦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሻምናይ ዓመቱ ኣብ ዝሓዘሉ ዓመት፤ ኣካቢ ኮፕ32 (COP32) ዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ…

ሓራዊ ጉዕዞ ትካላት ሃይማኖት ንሰላም፣ ንማሕበራዊ ውህደትን ሃገራዊ ልምዓትን ልዑል ግደ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ 26፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ን15 ዓመታት ዘካየዶ ሓበራዊ ጉዕዞ ምትሕብባር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ምጥንኻር፣ ሰላምን ማሕበራዊ ውህደትን ኣብ ምዕባይ፣ ንሃገራዊ ዕቤትን ልምዓትን ወሳኒ እጃም ተፃዊቱ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 15…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሓባር ታሪኻዊ ዓወት ፅሒፉ – ኣቶ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንሰላምን ሓድነትን ኣብነት ዝኾነ ትካል እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። መበል 15 ዓመት ምስረታ በዓልን መበል 18 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤን ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።…