Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማራቶን ምስተርዳም ቲሲኤስ 2026 ብደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ቀዳማይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም። ብመዳይ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ብ2 ሰዓት 3 ደቒቕን 33 ሰከንድን ብምዝዛም ናይቲ ውድድር ተዓዋቲት ኮይና።…

ኩነታት ኣነባብራ ነበርትና ንምምሕያሽ ብትግሃት እንሰርሕ ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩነታት ኣነባብራ ነበርትና ንምምሕያሽ ብትግሃት ንሰርሕ ኣለና ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣበበ። እተን ከንቲባ ሎሚ መዓልተ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃንፀ መንበሪ ገዛ በጎነት ንዓቕመ ደካማታትን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣረኪበን። ከንቲባ…

ምስ ትንበያ ዕብየት ኢኮኖሚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተቐራረበ ትንበያ ኣይ ኤም ኤፍ ምስ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምቲ 8፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ብ10 ነጥቢ 2 ሚእታዊ ከም ዝዓቢ ዘቐመጦ ግምት ምስ ትንበያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣዝዩ ዝተቐራረበ እዩ። ኣይ ኤም ኤፍ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2026 ዕላዊ…

መደመር ካብ ጫፍ ኣባይ ክሳብ ኣቪዬሽን ከተማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪኽ ኩሉ ግዜ ብተረኽቲ ጥራሕ ኣይፅሓፍን፤ ሓደ ሓደ ግዘ ብዓበይቲ ማሽነሪታት፣ ብፅንዓት ኮንክሪትን ብሓባራዊ ረሃፅ ህዝቢን እውን ይትረኽ እዩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ናይታ ኣህጉር ካርታ ንግዲ፣ ጉልበትን ታራንስፖርትን ናይ ምቕያር ዓቕሚ…

ምምሕያሽ ሜላ ኣነባብራ ምስ ምዕባይ መፍረያይነት ዘተኣሳስር ኣምር መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ብዝወሰዶ ስጉምቲ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኣሎ። ኢትዮጵያ ለውጢ ክሊማ ንምፅዋርን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ብምጥንኻር መፍረያይነት ሕርሻ ብዝለዓለ ደረጃ ወሲኹ እዩ። ኣብ ዓውዲ ሕርሻ…

ኢትዮጵያ ኣብ ባንኪ ዓለም ተወካሊት 22 ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ባንኪ ዓለም ን22 ሃገራት ኣፍሪካ ዝውክል ጉጅለ ኣፍሪካ ምድብ ሓደ፣ ምክትል ዳይሬክተር ፈፃሚት ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ። ገዛእቲ ብሄራዊ ባንኪ ሃገራት እቲ ምድብ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ንኢትዮጵያን ነቲ ምድብን ወኪሎም ኣብቲ ቦታ…

ንሃገራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ተሳትፎ ኩሉ የድሊ – ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሃገራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ተሳትፎ ኩሉ ከምዘድሊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮጀክት ዓብዩ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ኣረጋዊ በርሄ (ዶ/ር)። ስትራቴጂካዊ ፎረም ኣባይን ቀይሕ ባሕርን ዘዳለዎ ዘተ ፓነል “ኣባይ፣ ቀይሕ ባሕርን…

ብህዝባዊ ደገፍ ዝፀንዐ ዋልታ ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ልኡላውነት ሃገርን ሰላምን ድሕንነትን ህዝብን ብደሙ ዝሕሉ ብህዝባዊ ደገፍ ዝፀንዐ ናይ ሓቂ ፍቕርን መስዋእትነትን መርኣያ እዩ። ብደሞምን ኣዕፅምቶምን ዓብዩ ዓወት ዓድዋ ካብ ዝተጎናፀፉ ኢትዮጵያውያን ዝተወለደ እቲ…

በዓል ሓደራ ምምሕዳር ብቀዳምነት ኣገልግሎታት ህዝቢ ናይ ምንቕቓሕ ስራሕቲ ክፍፅም እዩ – ከንቲባ ሽሻይ ኣማረ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ በዓል ሓደራ ምምሕዳር መንግስቲ ፌደራል ኣገልግሎታት ህዝቢ ናይ ምንቕቓሕ ስራሕቲ ብቀዳምነት ክፍፅም እዩ ኢሎም ከንቲባ መቐለ ሽሻይ ኣማረ (ዶ/ር)። ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንክልል ትግራይ ከመሓድር ዝተመደበ በዓል ሓደራ…

ኣዲስ ኣበባ መባፅሕ ቱሪዝም ስፖርት ንምግባር ናይ ኩላትና ተሳትፎ ወሳኒ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ መባፅሕ ቱሪዝም ስፖርት ንምግባር ናይ ኩላትና ተሳትፎ ወሳኒ እዩ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ መበል 16ይ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ስፖርት ንጥዕናና…