Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ዓለም ለኸ ፋይናንስን ውልቃዊ ኢንቨስትመንት ንምዕባይ ብዝከኣለሉ ኩነታት ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኻዊ ኮርፖሬሽን ፋይናንስ ማክታር ዲዮፕ ኣብ ቀንዲ ዘፈራት ልምዓት ውልቃዊ ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትዮም። እቲ ዘተ ኣብ ባንኮክ ታይላንድ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ፣ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፉ ህዝባዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ጎንደር፣ ሰቆጣ፣ ደብረ ታቦር፣ ወልድያ፣ ገንዳ ውሃን ካልኦት ከተማታትን እናተካየደ ይርከብ። እቶም ሰልፈኛታት…

ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነገሌ ኣርሲን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነገሌ ኣርሲን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ እንተየመዝገባ ፀወተአን ዛዚመን።…

በዓል ሓደራ ምምሕዳር ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ክልል ትግራይ ዓብዩ ረብሓ ክህልዎ እዩ – ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ክልል ትግራይ ዓብዩ ረብሓ ክህልዎ እዩ ኢሎም ኣቦ ወንበር ዴሞክራስያዊ ፓርቲ ትግራይ ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ንክልል ትግራይ ግዝያዊ…

ኣዲስ ኣበባ ብልምዓት ከተማ ንኣፍሪካውያን ኣብነት እያ – ከንቲባ ኣክራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብስራሕቲ ልምዓት ከተማ ንከተማታት ኣፍሪካ ኣብነት እያ ኢሎም ከንቲባ ከተማ ኣክራ ርእሰ ከተማ ጋና ማይክል ፓክፖ ኣሎቴ። ኣብ ፎረም ኢኒሼቲቭ ከንቲባ ከተማታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅኡ እቶም ከንቲባ፤ ኣብታ ከተማ…

ቆራፅነት መንግስቲ ንሰላም ህዝቢ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጎንፂ ዝፀንሐ ህዝቢ ትግራይ ብልዑል ፃዕሪ መንግስቲ ፌደራል ናብ ንቡር ሰላም እናተመለሰ ይርከብ። ሎሚ ማልቲ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ በዓል ሓደራ ምምሕዳር መንግስቲ ፌደራል ተመስሪቱ ኣሎ። እዚ ተግባር ንህዝቢ ትግራይ…

ንክልል ትግራይ ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድር በዓል ሓደራ ምምሕዳር መንግስቲ ፌደራል ተጣይሹ

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌ.ዲ.ሪ.ኢ. ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 62 (9)ን ብኣዋጅ ቁፅሪ 359/1995 ዓንቀፅ 14/2/ለ/ ግዚያዊ ምምሕዳዳር ክልል ትግራይ ንኽጣየሽ ብዘመሓላለፎ ውሳነን ንቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዝሃቦ ስልጣንን መሰረት ብምግባር፤ መንግስቲ ፌዴሪኢ ንክልል ትግራይ ዘፅንዕ ውሳነ…

ንክልል ትግራይ ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድር በዓል ሓደራ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልል ትግራይ ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድር በዓል ሓደራ ምምሕዳር መንግስቲ ፌደራል ተጣይሹ። እቲ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ኣብ ዝፍፅሞም ተግባራት ሃገራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ፣ ግዝኣታዊ ሓድነት፣ መሰረታዊ ረብሓታት ህዝቢ ትግራይን መሰረት ብምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣመራርሓን ኣባላትን ሕፁያት ቀወምቲ ኮሚቴታት ምደባ ኣመልኪቱ ዘቕረቦ ውሳነ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወዳድባ 13 ቀወምቲ ኮሚቴታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ 1ይ ዓመት ብሓድሽ መልክዕ ዝተወደቡ 13 ቀወምቲ ኮሚቴታት ኣወዳድባ፣ ተግባርን ሓላፍነትን ኣፅዲቑ። ኣፈ ጉባኤ ኣሕመድ ሺዴ ኣብቲ ኣኼባ ከምዝገለፅዎ፣ ስያመኦም ዝተቐየሩ ትካላት ብምህላዎም…