Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ፃውዒት ሰላም ክሳብ ናይ መወዳእታ ደቒቓ፡ መግለፂ ሞራል ልዕልና መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተፈጠሩ ፀገማት ብሰላምን ብዘተን ፍታሕ ንምምፃእ ዝገበሮ ፃዕሪ፣ ሰላም ካብ ግዝያዊ ፖለቲካዊ ስልሒት ንላዕሊ መሰረት ህልውና ሃገርን ድሕነት ህዝብን ገይሩ ዝምልከት ቅዋም ዘርኢ እዩ።…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ውሳነ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ውሳነ መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘፅደቖም ሓሳባት ውሳነ ዉሽጢ ኣባላት ኣማኻሪ ኮሚቴ ጉዳያት ቤት ምኽሪ ንምስያም ዝቐረበ ሓሳብ…

መወዳእታ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓትን ናፅነት ህዝቢ ትግራይን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝቢ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዘበናት ታሪኹ ብሓባር ናይ ምንባር፣ፀገማት ብሓባር ናይ ምፍታሕን ብምድግጋፍ ናይ ምዕባይን ጠንካራ ማሕበራዊ ክብርታት ዝተዓደለ ህዝቢ እዩ። ኣብዚ ታሪኻዊ ክብርታት ውሽጢ ህዝቢ ትግራይ ንሓድነት ሃገር፣ ንሉዓላውነትን…

ኣብ ክልል ዓፋር ብለውጢ ክሊማ ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ለውጢ ክሊማ ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ። ካብ ማእኸላዊ መኽዘን እኽሊ ኣዳማ ብቀዳማይ ዙር ዝተፅዓነ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ቀዳምነት ንዝወሃቦም ወገናት እናተኸፋፈለ ይርከብ። ሎሚ ኣብ ወረዳ ቢዱ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ተዛቲዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ሓባራዊ…

ኢትዮጵያ ንፀላእታ ቀጥቂጣቶም እያ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ማዕበል ዘይተፈራረቐላ ሽርሒ ዘይተኣለመላን ናይ ግዘ ምዕራፍ የለን። ይኹን እምበር ኢትዮጵያ ኩሉ ግዜ ብእቶን ፈተናታት ሓሊፋ ብዝበለፀ በሪሃን ሓይላን እትወፅእ ፍልይቲ ሃገር እያ። ሎሚ እውን ታሪኽ ንባዕሉ ደጊሙ እዩ፤ ካብ…

ሚኒስትር ገንዘብ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ፍራንቲሼክ ሩዚችካ ተዛትየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ክህሉ ብዛዕባ…

ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ትኹረት ሂብካ ምስራሕ ጥዑይን ሓላፍነት ዝስምዖን ወለዶ ንምህናፅ ወሳኒ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ትኹረት ሂብካ ምስራሕ ጥዑይ፣ ብቑዕን ሓላፍነት ዝስምዖን ወለዶ ንምህናፅ ወሳኒ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ፎረም ከንቲባታት ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መንገዲ ኣየር ቻይና ሳውዘርንን ምእትስሳሮም ንምጥንኻር ተሰማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መንገዲ ኣየር ቻይና ሳውዘርንን ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ትራንስፖርት ኣየር ንምጥንኻር ዘኽእል ሓባራዊ ስምምዕ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕዕነት ተጓዓዝቲ ብኽልቲኦም መገዲ ኣየር ኣቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ መዕረፊ…

ኢትዮጵያን ዴንማርክን ኣብ ለውጢ ክሊማ ዘለወን ምሕዝነት ምጥንኻር ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ዴንማርክን ኣብ ለውጢ ክሊማ ዘለወን ምሕዝነት ብዝያዳ ዘጠናኽር ሓዱሽ ስምምዕ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ብሚኒስትር ፋይናንስ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱነ ክሮግስትሩፕን ኣቢሉ ተፈሪሙ። ብመሰረት…