Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ኣይኤምኤፍ ንኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳያዊ ስግግርን ዕቤትን ኢኮኖሚ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ንኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳያዊ ስግግርን ዕቤትን ኢኮኖሚ ዝገብሮ ሓገዝ ብዘላቕነት ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ። ዓመታዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ባንኪ ዓለምን ኣብ ታይላንድ ባንኮክ ይካየድ ኣሎ።…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንቑሕ ተሳትፎ ክንገብር ኢና – ነበርቲ ከተማ መቐለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንቑሕ ተሳትፎ ክንገብር ኢና ኢሎም ነበርቲ ከተማ መቐለ። ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ከተማ መቐለ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከም ዝገለፁዎ፤ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ብዘለዎ ፃምእ ስልጣን ንህዝቢ…

ኣብ ክልል ዓፋር ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝጠልቡ ወገናት ካልኣይ ዙር ሓገዝ እናተጓዓዓዘ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብምኽንያት ለውጢ ኩነታት ኣየር ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝጠልቡ ወገናት ካልኣይ ዙር ሓገዝ እናተጓዓዓዘ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ። ኣብ ክልል ዓፋር ቀዳምነት ንዝወሃቦም ወገናት ካልኣይ ዙር ሓገዝ…

ምዝዛም ጭቆና ዘሕጋዊ ጉጅለ ህወሓትን ሓዱሽ ተስፋ ህዝቢ ትግራይን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት «ፅምዶ» ብዝብል እኩይ መፀውዒ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢ ሃገርን ምስ ዝርከቡ ባንዳታት ከምኡ እውን ምስ ወፃኢ ሃገራት ብምትሕብባር ንኢትዮጵያ ንምፍራስን ሰላም ህዝባ ንምዝራግን ዘፃወዶ ናይ ጥፍኣት ሽርሒ እናፈሸለ ይርከብ።…

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብቖራፅነት ዝሕሉ ብቑዕ ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓቕሚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዝያዳ ንምጥንኻር ዝካየድ ስራሕ ብዘይምቁራፅ ኣብ ዝቕፅል ከይዲ ሪፎርም ይርከብ። ሰራዊት ምክልኻል ዝተቐመጡ ሃገራዊ ዕላማታትን ትልሚታትን ብዝተዋሃሃደ ኣሰራርሓ ብምዕዋት እቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነትን ተልእኾን ብልዑል…

ኢትዮጵያ፤ ዓባይ ሃገር፣ ዓብዪ ህዝቢ፣ ዓብዪ ራኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብስፍሓት መሬታ ጥራሕ ዘይኮነስ ንዘበናት ዝተሳገረ ታሪኽ፣ ብብዙሓት ወለዶታት ዝተሃነፀ መንነት፣ ኣብ ውሽጢ ፈተናታት ዘይተሰበረ ፅንዓትን ካብ ሎሚ ንላዕሊ ንቕድሚት ዝጥምት ህዝቢን ዝሓቖፈት ሃገር እያ። ዓብዪነት ማለት ብዛዕባ ሕሉፍ…

መንግስቲ ዝሃቦ ህፁፅ ምላሽን ደገፍ ህዝቢ ትግራይን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌዴራል መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ተቛሪፆም ዝነበሩ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ንምምላስን ብዓቕሙ ኣብ ህፁፅ እዋን ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብን ዝሰርሖም ስራሕቲ ቀፂሉ ኣሎ። በዚ መሰረት እቲ ዘይሕጋዊ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባረን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ችን ሃይ ተዛትዮም። ኣብቲ ዘካየድዎ ዘተ ንነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ንምጥንኻር ዘኽእሉ ጉዳያት ተመያይጦም።…

ከተማ መቐለ ናብ ዝነበራ ሰላም ተመሊሳ – ነበርቲ እታ ከተማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከተማ መቐለ ሰላማ ተመሊሱ ናብ ንቡር ምንቕስቃሳ ተመሊሳ ኢሎም ነበርቲ እታ ከተማ። ቅድሚ ሕዚ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ኣብ መቐለን ኣብ ካልኦት ከባቢታት ክልል ትግራይን ሰላማዊ ምንቕስቃስ ከይህሉ ክሰርሕ ምፅንሑ እቶም ነበርቲ ኣልዒሎም። ፋና ሚዲያ…

ፍትሒ ንኣባይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ሕፅረት ማይ ኣለኒ ዝብል ሰፊሕ ፖለቲካዊ ያታ ንምህናፅ እትፍትን ግብፂ ብሓቂ ሕፅረት ማይ ድዩ ዘለዋስ ወይስ ከቢድ ፀገም ምምሕዳር ማይን ልዑል ብኽነት ሃፍትን? እታ ሃገር ኣብ እዋን ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተፈረሙን…