Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ኣብ ክልል ትግራይ ምንቅስቃስ ንግዲ ንምንቕቓሕን ዕዳጋ ንምርግጋእን ዝሕግዙ ስራሕቲ ይካየዱ ኣለዉ – በዓል ሓደራ ምምሕዳር

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ምንቅስቃስ ንግዲ ንምንቕቓሕን ዕዳጋ ንምርግጋእን ዝሕግዙ ስራሕቲ ይካየዱ ኣለዉ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቁጠባን ዳግመ ህንፀትን በዓል ሓደራ ምምሕዳር እቲ ክልል ቴዎድሮስ ኣረጋይ (ዶ/ር)። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከምዝገለፅዎ፤…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝባፅሐ እኽሊ ሓረስቶት ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእከላይ ወረዳ ዓዴት ዝርከቡ ዓቕሚ ንዘይብሎም ሓረስቶት ኣባላት ክፍለ ጦር ኣብዲሳ ኣጋ ምዕራብ እዚ ሰራዊት ምክልኻል ዓፂድ እኽሊ ጣፍ ብምእካብ ደገፍ ገይሮም። ኣዛዚ እቲ ክፍለ ጦር ሌተናል ኮሎኔል ገዛኸኝ በቀለ ኣብቲ…

ጣና ፎረም ኢትዮጵያ መልህቕ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ምዃና ዘርኢ እዩ – ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ጣና ፎረም ኢትዮጵያ መልህቕ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ምዃና ዘርኢ እዩ ኢሎም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ። "መገድታት ሰላም ኣብ ኣፍሪካ፣ ቁጠባዊ ሉኣላውነትን ጂኦ ፖለቲካዊ ለውጥን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 13 ክሳብ…

ሩስያ ዝማዕበለትን ሉኣላውነታ ዝተረጋገፀን ኣፍሪካ ንምህናፅ ብሓባር ምስራሓ ክትቅፅል እያ – ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ሩስያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ብምጥንኻር ዝማዕበለትን ሉኣላውነታ ዝተረጋገፀን ኣፍሪካ ንምህናፅ ብሓባር ምስራሓ ክትቅፅል እያ ኢሎም ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ሩስያ ማክሲም ኦሬሽኪን። ሳልሳይ ጉባኤ ሩስያ ኣፍሪካ ፅባሕ ረቡዕ…

ህንፃታትን መሰረተ ልምዓትን ዋና መእዘዚ ሰሜን እዚ ካብ ኣገልግሎት ወፃኢ ክኾኑ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅሩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዋና መእዘዚ ሰሜን እዚ ኣብ ህንፃታቱን መሰረተ ልምዓቱን ዓብዪ ዕንወት ከምዝበፅሐ ዘርእዩ ኩነታት ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ህንፃታትን ክፍልታት ቤት…

ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶ/ር) ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ (ዶ/ር) ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድሩ ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም። ብመሰረት እዚ ድማ፤ ኣይተ ጌታቸው ገብረ ፃድቕ ገብረ ሂወት - ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣይተ ካልኣዩ ሃይሉ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ናካላ ሞዛምቢክ ሓድሽ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ናካላ ሞዛምቢክ ሓድሽ በረራ ጀሚሩ። ኣብቲ ናይ ምጅማር ስነ ስርዓት ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ መትከል ፓን…

ጉባኤ ሩስያ – ኣፍሪካን ስትራተጂያዊ ግደ ኢትዮጵያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ጥቅምቲ 18ን 19ን፣ 2019 ኣብ ሞስኮ ዝካየድ ሳልሳይ ጉባኤ ሩስያ - ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ሩስያን ኣህጉር ኣፍሪካን ዘሎ ጂኦፖለቲካውን ቁጠባውን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ፍፃመ እዩ። ብፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣቦ ወንበርነት…

ዲፕሎማስያ ኢትዮጵያ ኣብ መትከል ሓባራዊ ተጠቃምነት ዝተመስረተ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ኣካይዳኣ ንሰላምን ምትሕብባርን ክፉት ዝኾነ ኣካይዳ ትኽተል፤ ልዑላውነታ ግን ናብ ድርድር ኣይተቕርብን። ዘይምስምማዕ ኣብ ዝፍጠረሉ እዋን ኢትዮጵያ ኩሉ ግዜ ቀዳምነት እትህቦ ንዘተን ድርድርን እንትኸውን፤ እዚ ድማ ኣብ…

ፕሬዚደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዞባ ኣፍሪካ ኮሚቴ ዓለምለኸ ቀይሕ መስቀል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዞባ ኣፍሪካ ኮሚቴ ዓለምለኸ ቀይሕ መስቀል (ኣይሲኣርሲ) ማማዱ ሶውን ልኡኾምን ተዛቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ ዘተ፤ ኣይሲኣርሲ ምስ ኢትዮጵያ ንዝፀንሐ ነዊሕ ዓመታት ምሕዝነት ኣመስጊኖም። ካብዚ…