Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ኢትዮጵያ ኣብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪየሽን ብሕታዊት ሕፅይቲ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪየሽን (ICAO) ንኣፍሪካ ብምውካል ንኣባልነት ዝቐረበት ብሕታዊት ሕፅይቲ ኮይና ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ፤ ምሕፃይ እታ ሃገር ንዓለም ለኸ ዘፈር ሲቪል ኣቪየሽን…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ መቐለ ዝፈፀሞ ዕንወትን ጉሕለትን ንህዝቢ ትግራይ ዘይሓሊ ምዃኑ ዘርኢ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማ መቐለ ዝፈፀሞ ዕንወትን ጉሕለትን ንህዝቢ ትግራይ ዘይሓሊ ምዃኑ ዘርኢ እዩ ተባሂሉ። እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ካብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝወፀሉ እዋን ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከቡ ዋና ዋናምምሕዳራዊ ትካላትን ኣገልግሎት…

ንዝቕፅል ወለዶ ፅንዕቲ ኢትዮጵያ ንምስግጋር መሰረት ይንበር ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝቕፅል ወለዶ ፅንዕቲ ኢትዮጵያ ንምስግጋር መሰረት ይንበር ኣ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ትማሊ 12 ነፈርቲ ውግእ ሱ-35 4ይ++ ወለዶ ካብ ሩስያ ተረኪባ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን…

መፅሓፍ “መደመር” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ሩስኪ ተተርጒሙ ንንባብ በቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መፅሓፍ “መደመር” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ቋንቋ ሩስያ ሩስኪ ተተርጒሙ ንንባብ በቒዑ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ሩስያ ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ምረቓ እቲ መፅሓፍ…

3ይ ጉባኤ ሩስያ ኣፍሪካን ኢትዮጵያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩስያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ሓደሽቲ መስመራት ንግዲ ንምዝርጋሕን በዓል ብዙሕ ወገን ዓለምለኻዊ ስርዓት ንምድልዳልን ዝዓለመ ድሌት ኣለዋ። ሎሚን ፅባሕን ኣብ ሩስያ ሞስኮ ኣብ ዝካየድ 3ይ ጉባኤ ሩስያ-ኣፍሪካ፤…

ሰላምን ፀጥታን ኢትዮጵያ ብዘላቕነት ንምርግጋፅ ዝካየድ ኩለመዳይ ፃዕሪ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪኽ በፂሑ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላምን ፀጥታን ኢትዮጵያ ብዘላቒነት ንምርግጋፅ ዝካየድ ኩለመዳይ ፃዕሪ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪኽ በፂሑ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤…

ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኣፍሪካዊ ፀገማት – ዝጎልበተ ምሕዝነት ሩስያን ኣፍሪካን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብሃፍቲ ተፈጥሮ ዝሃፍተመት ኣህጉር እያ። ይኹን እምበር ንዘበናት ሃፍታ ብካልኦት ባዕዳዊ ገዛእቲ ክምዝመዝ እናረኣየት ተመልካቲት ኮይና ፀኒሓ እያ። ኣፍሪካውያን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ምስ ተላቐቑ ናይ ባዕሎም ፀገማት ባዕሎም ናይ ምፍታሕ…

መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት፤ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሉኣላዊነትን ሓድነትን ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ህያው መርኣያ ህብረ ብሄራዊነት እዩ። እዚ ሰራዊት ኣብ ዝሓለፉ ዘበናት ኣወዳድብኡን ዘበናውነቱን እኳ እንተተቐያየረ፤ ሓደ ዘይልወጥ መሰረታዊ መለለዪ ኣለዎ። ንሱ ድማ…

3ይ ጉባኤ ሩስያ-ኣፍሪካ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ሞስኮ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ሃገራትን ሓንፀፅቲ ፖሊሲን ሓዊሱ ኣብ ቁልፊ ጉዳያት ኢኮኖሚ፣ ኢንቨስትመንትን ሰብኣዊ ምትሕብባርን ዝመያየጡሉ 3ይ ጉባኤ ሩስያ - ኣፍሪካ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ሞስኮ ክካየድ እዩ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ 46 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ…

ዶብ ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሰንኪ ሽርሒን ፅዕንቶን ናይ ወፃኢ ወረርቲን ውሽጣዊ ባንዳታትን እኳ እንተተፈተነት ብብርቱዕ ቅልፅም ጀጋኑ ደቃን ብሓድነት ህዝባን ክብራ ሓልያ ዝነበረት ዓባይ ሃገር እያ። እዚ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ምዕራፋት ታሪኽ ተራእዩ እዩ። ካብ…