ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢለን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ሎሚ…