Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፋይናንስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፋይናንስ ኣሜሪካ ቤን ብላክ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን 2026 ዝተኻየደ እንትኸውን÷…

ወሽመጥ ሆርሙዝ ንኩሎም መርከባት ንግዲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ወሽመጥ ሆርሙዝ ምኹለን መራኽብ ንግዲ ክፍቲ ከምዝኾነ ኢራን ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀፃኢ ኢራን ከምዘፍለጦ÷ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ እናተተግበረ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ዝኾነ ናይ ንግዲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብብሄራዊ ኮሚቴ ኮፕ32 ዝተወገኑ ስራሕቲ ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መበል 32 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት (ኮፕ32) ንምትእንጋድ ምድላዋታ ኣቐዲማ ጀሚራ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣሰናዳኢት…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ፡፡ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ፅባሕ ቀትሪ ሰዓት 8 ኣብ ቤተ ክርስቲያን እንጦጦ ኪዳነምህረት ከምዝፍፀም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣንጋፋዋ ዲፕሎማት…

ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል ንምኽኣል ይስራሕ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ላስት ማይል ሄልዝ ብምትሕብባር ንሰብ ሞያ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዝድግፍ ‘ኤችኢፒኣሲስት’ ዝተብሃለ ሰብ ስራሕ ብልሒ ዝሰርሕ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ…

ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ። እታ ኣትሌት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወት ንፈለማ እዋን ብኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ ግራንድ ፕሪክስ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ኣትሌቲክስ ንምስታፍ…

ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ዘይምህላዋን ኣብ ብልፅግና ኢትዮጵያ ዓብዩ ዕንቅፋት ኮይኑ ክቕፅል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ዘይምህላዋን ውስንነት ሎጂስቲክስን ኣብ ብልፅግና ኢትዮጵያ ዓብዩ ዕንቅፋት ኮይኑ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላውነት" ብዝብል…

ኮሪደር ጂቡቲ ሓደ ሰራዉር ደም ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ብባቡርን ብቅልጡፍ መገዲን ምርኻብ ወሳኒ ጉዳይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ጂቡቲ ሓደ ሰራዉር ደም ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ብባቡርን ብቅልጡፍ መገዲን ምስ ማእኸል ሃገር ምርኻብ ወሳኒ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ…

ድሌትና ንኢትዮጵያ ማእኸል ማኑፋክቸሪንግ ምግባር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ድሌትና ንኢትዮጵያ ማእኸል ማኑፋክቸሪንግ ምግባር ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ በዝሒ ፅሬቶም ተሓሊዩ ክህነፁ ተገይሩ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ በዝሒ ፅሬቶም ተሓሊዩ ክህነፁ ተገይሩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዕቤት ኢኮኖሚ…