ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ኩለመዳይ ዕቤት ኢትዮጵያ ምቕፃል ምትሕብባራ ክተጠናኽር ኢያ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኢኮኖሚያዊ ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ እዋን ፅድያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ባንኪ ዓለምን ጎና ጎኒ ምስ ላዕለዎት ሰብ…
ስፓርት ቼልሲ ድሕሪ ኣርባዕተ ተኸታታሊ ፀወታ ስዕረት ናብ ዓወት ንምምላስ… Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ምሸት ሰዓት 4 ንብራይተን ክትገጥም ኢያ፡፡ ኣብቲ ሊግ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ፀወታታተ ስዕረት ዘተኣናገደት ቼልሲ ናብ ዓወት ንምምላስ ናብ ሜዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንሼቲቫት መፈፀሚ ትልሚ ልምዓት ብምፍላይ ምትግባር:- Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2026 0 ምስ ፀብፃብ 100 መዓልቲታትን ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕን ዝተረኸቡ ሓበሬታታት ከምዘመልክቱዎ፤ ኣብ ትሕቲ መመሓየሺ ኣጀንዳ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተሓንፀፁ ሽዱሽተ ዓበይቲ ውጥናት ኣብ መላእ ሃገር ዝረአ ለውጢ እናምፅኡ ይርከቡ። • ሓምለዋይ ኣሰር፦ ሽፋን ደኒ እታ ሃገር 23.6% በፂሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኢኮኖሚያዊ ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ስትራቴጂካዊ ኢኮኖሚያዊ ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ኣኼባ እዋን ፅድያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዩሮ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሴክሬታሪያት ኣጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም። ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያ- ሕብረት ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ሴክሬታሪያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን mizan mekonen Apr 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተሰማሚዐን። ብሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጎና ጎኒ ኣኼባ 2026 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝካየድ ዘሎ እዋን ፀደይ…
ስፓርት ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 29 ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ስፖርትን መኪዩ መሓመድ ሓዱሽ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮርያ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ን4ይ ግዜ ባሊስቲክ ሚሳይል ኣወንጪፋ mizan mekonen Apr 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰሜን ኮርያ ሎሚ መዓልቲ ሓያሎ ናይ ሓፂር ርሕቀት ባሊስቲክ ሚሳይላት ናብ ምስራቕ ባሕሪ ኣወንጪፋ። ሎሚ ፕዮንግያንግ ዘካየደቶ ናይ ሚሳኤል ፈተነ ድሕሪ 2026 ንሻብዓይ ግዜ እንትኾን፤ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ድማ ንራብዓይ ግዜ እዩ። ኣብታ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል -ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር ግጥም mizan mekonen Apr 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 33 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንመሪሕ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ምሸት ሰዓት 12፡30 ክተተአንግድ እያ። ኣብቲ ደረጃ ሊግ 1ይን 2ይን ደረጃ ዝተቐመጣ ጋንታታት ዝካየድ ፀወታ ናይዚ ሰሙን…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ። ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዝካየድ ደረጃ ወርቂ ዘለዎ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ኢያ ተመሪፃ ዘላ። ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር…