ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ተዛትዮም mizan mekonen Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ዘሎ ታሪኻዊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክብባርን ሓበራዊ ተረባሕነትን ዝተመስረተ ዝምድናታት ዘላቒ ምሕዝነት የጠናኽር – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክብባርን ሓበራዊ ተረባሕነትን ዝተመስረተ ዝምድናታት ዘላቒ ምሕዝነት የጠናኽር እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ አዋን ኣፍሪካ ብምትሕብባር ሓበራዊ ረብሓ ዝተመስረተ ርክብ ክጣየሽን ብዘይምቁራፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ዘተኣማምን መሓዛ ኢትዮጵያ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሕብረት ኣውሮፓ ዘተኣማምን መሓዛ ኢትዮጵያ ኢዩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ሲከላ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዘሎ ዘበናት ዝተሳገረ ዲፕሎማሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰለስተ ረቀቕቲ ደንቢታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ሰለስተ ረቀቕቲ ደንቢታት ብምዝታይ ተፈፀምቲ ንኽኾኑ ኣፅዲቑ። ኣብቲ ኣኼባ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ምስተዛተየ ሰለስተ ረቀቕቲ ደንቢታት ተፈፀምቲ ንኽኾኑ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ ዘሕደሮ ፅዕንቶ … mizan mekonen Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብምኽንያት ኲናት ኣብ ኣፍራይነት ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ 24 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ምንካዩ ተሓቢሩ፡፡ ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ምዕፃዋ ስዒቡ ህንዲ ዘመናዊ ድኹዒ ንምፍራይ እትጥቀመሉ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኩለን ባንኪታት ዓማዊል ክሰብ 6 ግንቦት ቁፅሪ ሒሳብ ባንኮም ምስ ፋይዳ ንኸተኣሳስሩ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናይ ኩለን ብንኪታት ዓማዊል ክሳብ 6 ግንቦት 2018 ዓ.ም ቁፅሪ ሒሳብ ባንኮም ምስ ፋይዳ ንኸተኣሳስሩ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ። ብሄራዊ ባንኪ ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፤ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝረአ ክፍተት መረጋገፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅኡን ክኣትውን ዝተትሓዙ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት ሕጋዊ ስጉምቲ ተወሲዱ mizan mekonen Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅኡን ክኣትዉን ዝተታሕዙ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት ሕጋዊ ስጉምቲ ተወሲዱ ኢሉ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ፓስፖርት፣ ቪዛ፣ ብሄራዊ መንነት ኢትዮጵያ፣…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 6 ዘበናዊ ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ክዕድግ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽዱሽተ ዘበናዊ ቦይንግ 787-9 ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ንምዕዳግ ምስ ኩባንያ ቦይንግ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሜሪካ ቨርጂኒያ ምስቲ ኩባንያ ዝገበሮ ልዑል ስምምዕነት ኣብ ኣየር ዘለዎ ልዕልነት ብዝበለፀ ዘጠናሕር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብለውጢ ዝተካየዱ ስራሕቲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ፈጢሮም- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 8 ዓመታት ዝተካየዱ ስራሕቲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ስራሕቲ ዓለምለኻዊ ፅዕንቶ ይፈጥሩ ኣለው ኢሎም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መተሓባበሪ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዲሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር) ከአውሮፓ ኅብረት የዓለም አቀፍ ትብብር ኮሚሽነር ጋር ተወያዩ mizan mekonen Apr 21, 2026 0 አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 13፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ከአውሮፓ ኅብረት የዓለም አቀፍ ትብብር ኮሚሽነር ጆሴፍ ሲከላ ጋር ተወያይተዋል፡፡ ጠቅላይ ሚኒስትሩ በማህበራዊ ትስስር ገጻቸው ባሰፈሩት ጽሑፍ÷ ዛሬ ጠዋት ኮሚሽነር ጆሴፍ ሲከላን አግኝቼ…