Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2026

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሞ ዘሎ ግፋ ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ዝመፅእ ቀዳም ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረን "ግፋ ደው ይበል፣ ሰላም ይዕሰል" ብዝብል ዝተዳለወ ጋዜጣዊ መግለፂ ሎሚ ተዋሂቡ። ነቲ ሰልፊ ዘተሓባብር ቤት ምኽሪ ሰላም ለውጥን ትግራይ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናካየዶ…

ሃገራዊ ዘተ ሰላምን ፀጥታን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው እወንታዊ ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ዝተጓዓዘሉ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ሸሞንተ ቀንዲ ኣጀንዳታት ብምፍላይ ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በፂሑ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽቡሉ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ…

ቀይሕ ባሕሪ ካብ ኢትዮጵያ ዝፈለየ ናይ ሽርሒ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ኢትዮጵያ ቅድሚ 30 ዓመታት ናይ ባዕላ ወደብ ባሕሪ ዝነበራ ሃገር ኢያ። እዚ ወደብ ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ንሃገራት እቲ ከባቢ እውን ዝምችእ ናይ ንግዲ መተሓላለፊ ብምፍጣር ስርዓት ንግዳ ብፅቡቕ ክሰርሕ ይሕግዝ ነይሩ። ይኹን እምበር ብሰንኪ…

ተናሓናሕቲ ሃገራዊ ጋንታታት ፋፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣዳላዊነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ዝርከብ 2026 ፅዋዕ ዓለም ኣብ መዛዘሚ ምዕራፉ በፂሑ ኣሎ። ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊ ጋንታታት ዝተፈለዩ ኮይኑ፤ በዚ መሰረት ስፔንን ኣርጀንቲናን ንፅዋዕ ክነሓንሓ እየን። ስፔን ንፅዋዕ…

ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብባዕላ ሓድሽ ታሪኽ እትፅሕፈሉ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዘኹርዑ ባህልታትን በዓልቲ ብዙሕ ፅባቀ ዘለዋ ሃገር እኳ እንተኾነት ኩሎም ዝሓለፈቶም ገፃት ታሪኽ ብስምምዕ ዝተመልኡ ኣይነበሩን። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝመሓላለፉ ብዙሓት ፅቡቓት ክብርታት ከም ዘለዉ ኮይኖም ክሳብ ሎሚ እውን ሃገራዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ዘልዓልዎም ቀንዲ ነጥብታት

ኣባና ዘለዉ ፀገማት ብኣና ጥራይ ዝጅምሩን ብኣና ጥራይ ዝውድኡን ኣይኮኑን። ንሕና ክንሰርሕ ከለና ምሳና ዘይነበሩ፣ ክንቃወም ከለና ካበይ መፂኦም ዘይበሃል ጥይትን ገንዘብን እናቐረቡ፣ ብሚዲያታት ፕሮፓጋንዳ እናወዝዑ ይረኣዩ። ዝኾነ ጉዳይ ኣብ ውሽጥና እኳ እንተፈላለየና ከምዚ ዝኣመሰለ…

ባህሊ ዘተናን ይቕሬታናን ንኢትዮጵያ ኣፅኒዕዋ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ባህሊ ዘተናን ይቕሬታናን ኢትዮጵያ ክትፀንዕ ዓቢ ኣስተዋፅኦ ገይሩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተረኽቡሉ መርሓ ግብሪ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ልዕሊ 42 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ በጀት ዓመት፣ ፓስፖርትን ቪዛን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ልዕሊ 42 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪበ ኢሉ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፣ ኣብዚ በጀት ዓመት…

ሃገራዊ ዘተ ዝተቋፀረ እንፈትሓሉ ጥበብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ብቐሊሉ ኣይትህነፅን፤ ብምዝታይ፣ ብሓላፍነት ምዝርራብን ብትዕግስቲ ምድምማፅን ይሓትት። ነቲ ብዝምጥን መልክዕ ካብቲ ዘለናዮ ኣንፈት ወፂእና ነገራት ብሓድሽ ዓይኒ ንምርኣይ ካልኦት ብኸመይ ከም ዝሓስቡ ምርዳእ፣ዘይምርድዳእና ንምፍታሕን ታሪኻዊ…

ኢትዮጵያ ከይዲ ኮፕ32 ንምትግባር ቆራፅ ኢያ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፕሬዚዳንት ኮፕ32ን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ከይዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ንምትግባር ቆራፅ ኢያ ኢሎም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ፕሬዚዳንት ኮፕ21 ምስ ዝኾኑ ሎረን ፋቢየስ ዕዉት ጉባኤ…