ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢን ድሕንነት ፖሊሲን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢን ድሕንነት ፖሊሲን ሕብረት ኣውሮፓ ካያ ካላስ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሕብረት ኣውሮፓ ላዕለዋይ ተወካሊ…