Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2026

ጉዳይ ህልውና!

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ህዝባዊን ሕጋዊን ውክልና ኣብ ብዘይብሉ ጉጅለ በሪ ባሕራ ስኢና ኢያ። በዚ ምኽንያት ድማ ልምዓታ ብዝድለ መጠን ከይዓቢ ማሕለኻ ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ኣዚዩ ልዑል ጥንቃቐ ዘድልዮም ብሄራዊ ድሕንነታ ዝምልከቱ ኣቑሑታት ሓዊሱ ብጎረባብቲ…

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝርከብሉ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣርጀንቲናን ስፔንን ኣብ ዝገብርዎ ግጥም ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ብኣካል ኣብ ስታድዩም ተረኺቦም ከምዝከታተልዎ ተገሊፁ። ብኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ኣሳናዳእነት ክካየድ ዝፀንሐ ፅዋዕ ዓለም 2026 ኣብ መዛዘሚኡ…

ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣቢሎም ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ሂቡ፡፡ እቲ ባንኪ ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሓዱሽ ፍቓድ…

ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲታት ጭቡጣት ዓወታት ዘመዝገበ እንትኸውን፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓቱ ልዑል ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ። መንግስቲ መደመር ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣…

ሸንሸል ዕንወት

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ኣብቲ ዞባ ዝለዓለ ፀብለልታ ንምሓዝን ዝደልዩ ታሪኻውያን ፀላእቲን ናይ ወፃኢ ሓይልታትን፣ ብዝተራቐቐ መገዲ ካብ ዝጥቀሙሉ ሓደ ሜላ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ልምዓትን ከይዓስል ምግባር እዩ። ኣብ ኣልፋሽጋ ካብ ዘሎ ወጥሪ ዶብ ብዝዘለለ ስዉር ኢድ ጀሚሩ፣…

ንሕና ኣፈላላይና ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና

ኢትዮጵያውያን ብብዙሕነት ተኸባቢርና እንነብር፣ ኣፈላላያትና ብልዝብን ብሽምግልናን ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና። እዚ ሰናይ ዘኹርዕ ልምድና ሃገራዊ ልዝባት ክንጥቀመሉን ብሓባር ዘላቒ ሰላም ክንሃንፅን ልዑል መሰረት ዝኸውን ኢዩ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሃገራዊ…

ንጉባኤ ሃገራዊ ዘተ መፂኣ ወዲ ዝወለደት ኣደ ንወዳ “ምኽክር” ዝብል ስም ሰይማትሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ተሳተፍቲ ኣብ ምምኽኻር ይርከቡ ኣለዉ። ካብዞም ተሳተፍቲ ሓንቲ “ምንም እኳ መዓልቲ ምውላደይ ቀሪቡ እንተነበረ ‘ሃገረይ ፀዊዓትኒ እያ፤ ኣይቀርን’ ብምባል ካብ…

ኣሜሪካ ንሻድሻይ ምሸት ተኸታቲላ ኣብ ልዕሊ ኢራን ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ኣፍሪሶም ዳግም ናብ ጎንፂ ዝተመልሱ ዋሽንግተንን ቴህራንን ጎንፀን እናተባብሰ ይቕፅል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣሜሪካ ኣብ ኢራን እትፍፅሞ ዘላ መጥቃዕቲ ንሻድሻይ ተኸታታሊ ምሸት ቀፂላ ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ። ኣብ ደቡባዊ ኢራን ዝርከቡ…

ድሌትን ረብሓን ኢትዮጵያ ጠጠው ዘብል ሓይሊ የለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብብዙሕ ዝተሓላለኹ ፀገማት ንኽትሓልፍ ብናይ ውሽጢ ባንዳታት፣ ዝኾረዩን ጥቕሚ ዝደልዩን ብዙሓት ሽርሒታት እናተሰርሓ ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ማሕበረብ ነኒባዕሉ ብሃይማኖትና ብብሄር ከጋጭዉ ዝኽእሉ ኣጀንዳታት ብመሃብ ረብሓ…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝነፍስ ንፋስ ኲናትን ዘይምርግጋዕን ብሃደበት ዝመፀ ኣይኮነን።ኣቲ ዞባ ብኲናት እናተናወፀ፤ ብጥሜትን ፀገምን እናተሳቐየን ዝነብር ዘሎ፤ ከም ዕድሉ ዝተወሰነ ኮይኑ ኣይኮነን። ብስውር ሽርሒ፣ ብረቂቕ ሜላን፣ ናይ ሓንቲ ሃገር መወዳታ ዘይብሉ ድልየት ንኽተግብር ተገይሩ እምበር።…