Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2026

ኢኮኖሚያዊ ኣስተዋፅኦኡ እናዓበየ ዝመፅእ ዘሎ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም. (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብሽግግር ቴክኖሎጂ፣ ብምፍጣር ዕድል ስራሕን ብምፍራይ ተካኢ ምህርቲን ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ። እዚ ዓውዲ ምስ ግብርና፣ ማዕድን፣ ቱሪዝምን ዲጂታል ኢኮኖሚን…

ልዕሊ 20 ሚሊየን ሰባት ዝዕደሙሉ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሽዱሽተ መዓልቲታት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ልዕሊ 20 ሚሊየን ሰባት ከምኡ እውን ተወከልቲ ልዕሊ 100 ሃገራት ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ጎስጓስ ሕርሻ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ካብ ምሽማት ናብ መፍረያይነት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ህንፀት ልምዓ ኮሪደርን መሰረተ ልምዓትን ልዑል ለውጢ እናመዝገቡ ዝርከባ ከተማታት ኢትዮጵያ ካብ ማእኸል ፅግዕተኝነት ብምውፃእ ርእሰን ክምግባ ናብ ዝኽእላሉ መፍረያይነት እናተሰጋገራ ይርከባ። ቅድሚ ሕዚ ጠለብ ምግቢ ሙሉእ…

ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር ከተማና ኣብ ትካል ፖሊስ እናሰራሕናዮም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርምን እቲ ሰራዊት ብህዝቢ ዝተነበረሉ ሓደራ ብግቡእ ንኽዋፃእ ዝግበር ተግባር…

ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም። ብሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ከተማ ላሊበላ ዝኣተወ እንትኸውን፤ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…

ክብሪ ኢትዮጵያውያን ዘቐደመ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ርክብ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ዝኾነ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ድሕንነትን ክብሮምን ዘሕለወ ጭቡጥ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ለውጢ ንዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ዝተውሃበ ትኹረት ትሑት ብምዃኑ ኣብ ወፃኢ…

ሓድጊ ወለዶን ሰረት ህልውናን…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ብዙሓት ረብሓታት እናኣምፅአ ይርከብ። ክሊማዊ ለጥ ኣብ ምፅዋር፣ ዝዓረቐ መሬት ንምልማዕን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ምህናፅን ውፅኢታዊ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 2011 ዓ.ም. ዝተጀመረ ሃገራዊ ጎስጓስ ምትካል ፈልሲን ሓለዋ ተፈጥሮኣዊ ሃብትን ኣብ…

ፍረ “መደመር”ልምዓት ኮሪደር፥ ካብ ከተማ ክሳብ ገፀር

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዋና ዋና ከተማታትን ኣብ ገጠራዊ ከባቢታትን ተግባራዊ ዝኾን ዘሎ ናይ ኮሪደር ልምዓት፣ ደረጃ መነባብሮን መስርሕን ዜጋታት ብምምሕያሽ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊ ህይወትን ከባቢን ሰፊሕ ለውጢ ዘምፅአ ዓቢ ሃገራዊ ፍረ ሪፎርም እዩ። እዚ ስትራቴጂ ልምዓት ኣምር “መደመር”…

ሪያድ ማህሬዝ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጄሪያ ንባዕሉ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ምጥቃዕ ሪያድ ማህሬዝ ንባዕሊ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣልጄሪያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 32 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ ወጋሕታ ብስዊዘርላንድ ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ምስተሰናበተት…

ገጠር ኮሪደር ምዝማን ህይወት ሓረስቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ.ኤም.ሲ)ልምዓት ኮሪደር ገጠር ኣብ ኢትዮጵያ ናብራ ሓረስቶትን ሰበክ ሳግምን ብልዑል ንምቕያርን ከተማታት ናብ ገጠር ንምስፋሕፍሕን ዝተጀመረ ሃገራዊ ልምዓታዊ ሪፎርም እዩ። እዚ ፕሮጀክት ኣብ ከተማታት ዝተረኣየ ዕውት ውፅኢት ልምዓት ኮሪደር ናብ ገጠር…