ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ጀሚራ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ ኢሎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብምኽንያት መበል 24 መዓልቲ ሕብረት ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ…