Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2026

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊን ማሕበራዊን ሓላፍነቱ ይዋፃአ ኣሎ – ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊን ማሕበራዊን ሓላፍነቱ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ዋና ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ ገሊፆም። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 15 ዓመት በዓል ምስረትኡን መበል 18 ሓፈሻዊ ጉባኤኡን…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ልዑል ግደ ኣለዎ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 26፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምኡ’ውን ምትእስሳር ህዝብታት ንምጥንኻር ልዑል ግደ ክህልዎ እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣…