Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2026

ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክተካይድ እያ። ፀወታ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሄራዊ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ንዘይተወሰነ ግዜ ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ በዓል ክልተ ወይ እውን በዓል ሰለስተ እግሪ ሞተር ብሽክሌታታት ምሽክርካር ከም ተኸልኪሉ ኢሉ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። ዋና ላዕለዋይ መምርሒ…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማቴዎስ 3ይ ንበዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያርክ ማላንካራ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ህንዲ፣ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማቴዎስ 3ይ በዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ብመሰረት ዕድመ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ ጅቡቲ ምእታዎም ይዝከር። ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…

ካብ ሓደ ፍልፍል ዝሰትያ ክልተ ሃገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ብሓባር ኣብ ጅቡቲ ዳመርጆግን ካብ ኢትዮጵያ ደወሌን ዘራኽብ…

‎ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦመር ጊሌን ሓድሽ ዝርግሐ መመሓላለፊ መስመር ቧንቧ ነዳዲ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጊሌን ምስ ኢትዮጵያ ደወሌ ዘራኽብን ዓቢዪ ስትራቴጂካዊ ኢንቨስትመንት ዝኾነ ሓድሽ መስመር ቧንቧ መመሓላለፊ ዝተፃረየ ነዳዲ ዝርጋሐ ዕላዊ ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር…

ወርሒ መስከረም፡ ህብረ ብሄራዊ ፅባቐን ቱሪዝምን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣቆፃፅራ ዘበን ፈላማይ ዝኾነ ወርሒ መስከረም ባህሊ ሃፍቲ እታ ሃገር ንዓለም ዘላልዩ ዝተፈላለዩ ፍፃመታትን ኣደባባይ በዓላት ዝካየዱሉ ብምዃኑ ወርሒ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ተባሂሉ ይፅዋዕ። ኣብዚ ሓድሽ ተስፋን ሓድሽ ጅማሮን ዕድል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ ጅቡቲ ኣትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጅቡቲ ጅቡቲ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ…

ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ኣገልግሎታት መሰረት ዝኸውን ምህዳር ፈጢሩ – ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ኣገልግሎታት መሰረት ዝኸውን ምህዳር ኣብ ምህናፅ ቅልጡፍ ዕቤት ኣመዝጊቡ ኢሎም። ኢትዮጵያ ኣብ ጎና ጎኒ መበል 81…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ስነ-ምህዳር ኣብ ምሕላው ልዑል እጃም ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ እናካየደቶ ዘላ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ኢትዮጵያ ስነ-ምህዳር ኣብ ምሕላው ልዑል እጃም ኣለዎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ ይካየድ ኣብ ዘሎ…