ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊ ጉዕዞ ሓዱሽ ምዕራፍ … Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናት ዝፀንሑ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ክፍተታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣብ ታሪኻ ልዑል ዝኾነ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ እናወገነት ትርከብ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣጀንዳታት እናተኣኻኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሮ ዓብዪ ዓወት ትርከብ ኢትዮጵያ … mizan mekonen Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ዘተን ሃገራዊ ምርድዳእን ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምኽክር ትርከብ። ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ካብ ምእካብ ድምፂ ህዝቢ ናብ ተግባራዊ ፖሊሲን ሃገራዊ ምርድዳእን ለበዋታት ዝሰጋገር ወሳኒ ምዕራፍ በፂሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ክልተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ህፁፅ ኣኼባኡ ኣካይዱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ ብብቕዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ፈልሲ ናይ ምትካል ዝፀንሐ ባህሊ ኣለዎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሃገሩ ብብቕዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ፈልሲ ናይ ምትካል ዝፀንሐ ባህሊ ኣለዎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሰራዊት ምክልኻል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ዓቕሚ ሃኒፁ እዩ – ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ mizan mekonen Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ሓይሊ ኣየርና ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታትን ንኢትዮጵያ ብምሉእ ዓቕሙ ንምክልኻል ብዝተኣማምን ዓቕሚ ሃኒፁ ኣሎ ኢሎም። እቲ ሓይሊ ኣየር ዘላቒ ትካላዊ ዓቕሚ ብምህናፅ ጠመተ ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጠናኺሮም ዝቐፀሉ ስራሕቲ ልምዓት… mizan mekonen Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድሕሪ ምክያዱ ኮሪደር ልምዓት ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተሃንፁ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ብተኸታታሊ ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ይኾኑ ኣለዉ። ኣብቲ መረፃ ኢትዮጵያውያን ዘይተመለሱ ሕቶታት ብከይዲ ከም ዝፍትሑ፣ ዘይተዛዘሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመንፈስ ወናንነት ህዝቢ ኣብ ድሮ እቲ ዕለት ዝበፅሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሮ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝካየደሉ ዕለት ንርከብ። ኣብዚ ንምብፃሕ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ምዕራፍ ቅድመ ምድለው ጀሚሩ ብዙሕ ተሰሪሑ ኢዩ። እቲ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ሸሞንተ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ንምዝታይ ምድላዋቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣሚር ሼክ ሃማድ ቢን ካሊፋ ኣል ታኒ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኳታር ቤተ መንግስቲ ሉሳይል ብምርካብ ንኣሚር ሃማድ ኣልታኒን ስድረኦምን ኣፅናዕኒዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ነበር ኣሚር ሼኽ ሃማድ ቢን ካሊፋ ኣልታኒ ዝተሰመዖም ሓዘን ንምግላፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር በቆል ፍልጠት ንዓወት ሃገራዊ ዘተ… mizan mekonen Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ፖለቲካዊ ቅልውላው፣ ማሕበራዊ ምክፍፋልን ጎንፂታትን ንምስጋር ገሊኦም ኣብ ሕጋዊን ፖለቲካዊን ምምሕያሻት ጠመተ እንትገብር ካልኦት ድማ ብሃገራዊ ዘተ ኣቢሉ ሓባራዊ ፍታሕ ንምድላይ ፈቲኖም እዮም። ሃገራት ዘላቒ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቤኒንን … mizan mekonen Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቤኒንን ኣብ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲ፣ ባህሊን ካልኦት ዓውዲታት ዝተመስረተ ናይ ክልተ ወገን ርክብ ኣለወን። ቤኒን ብ2005 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ዝኸፈተት ኮይና ፖለቲካን ዲፕሎማሲን ርክብ ናይ ክልቲአን ሃገራት ብዝያዳ…