ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤኒን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ ንፕሬዝዳንት ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ተቐቢለ ኣብ ሓራዊ ጉዳያት ብምድሃብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ወታደራዊ ዒላማታት ኢራን መጥቃዕቲ ፈኒያ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ዝሓልፋ ናይ ንግዲ መራኽብ መጥቃዕቲ ፈፂማ ብዝብል ኣሜሪካ ኣብ ሓደ ለይቲ ብዙሓት ወታደራዊ ዒላማታት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ጦር ኣሜሪካ ወሽመጥ ሆርሙዝ ንዓለም ለኸ ንግዲ ወሳኒ መመሓላለፊ ብምዃኑ ኢራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ኤኬ ቱርኪዬ ንዓወት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣሕሊፉ mizan mekonen Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ገዛኢ ፓርቲ ቱርኪዬ ዝኾነ ፓርቲ ፍትሕን ልምዓትን (ፓርቲ ኤኬ)፣ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዘመዝገቦ ዓወት ዕላዊ መግለፂ ሓጎስ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ምክትል ኣቦ ወንበር ኤኬ ፓርቲን ሓላፊ ክፍሊ ወፃኢ ዝምድናታት እቲ ፓርቲን ዛፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓትን ሰብኣዊነትን ብኣገልግሎት ወለንታ … Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ወለንታ ናይ ፅባሕ ዝማዕበልት ኢትዮጵያ ኣብ ምሕንፃፅ ልዑል እጃም ኣለዎ፡፡ ኣገልግሎት ወለንታ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ብዝፈጥር ፀገም ሕድሕድ ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክፉእ ግዘ ብሓባር ናይ ምሕላፍ ባህሊ ኢዩ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብታ ከተማ 350 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 350 ቢሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ናይ እቶት መሰረት ብምስፋሕ ዝእከብ ኣታዊ ፍትሃዊነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ገፀር፣ ንህይወት ካብ ጉስቁልና ናብ ሰብኣዊ ክብሪ… Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2026 0 ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሕድሕድ ሓረስታይ ገዛን ሜላ ኣነባብሩኡን ብምልዋጥ ብብርኪ ስድራ ኩለመዳይ መዕባለ ንምርግጋፅ ዝተዓለመ ሰብ ተኮር ልምዓት ኢዩ። ኣብ ከተማታት ዝተመዝገበ ዓወት ኮሪደር ልምዓት ናብ ገፀ ክፋል ኢትዮጵያ ብምስፋሕ፣ ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ዘላቒ ማሕበራዊ ስግግርን ንምፍጣር ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ኣቀባብላ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ለቤኒን ሪፐብሊክ ፕሬዚዳንት ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ mizan mekonen Jul 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንተሳተፍቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት መብርሂ ይህብ ኣሎ። እቲ መብርሂ፣ ተሳተፍቲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ክኽተልዎም ዝግባእ መትከላትን መምርሒታትን ብግቡእ ንኽተግብሩ ዝሕግዝ ምዃኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምጥፋእ ዘይኮነስ ብምድማፅ… mizan mekonen Jul 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ምጥፋእ ናብ ምድማፅ ንምስግጋር ዝዓለመ ጉዕዞ ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብዚ ጉዕዞ እዚ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ከም ቀንዲን ታሪኻዊን መሰረት ኮይኑ የገልግል ኣሎ። ንነዊሕ ዘመናት ዝቐፀለ ፖለቲካ ምግላልን ሓይሊ ከም መፍትሒ ምጥቃምን…
ጥዕና ብወለንታውያን ዝውሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ይገብሩ ኣለው – ዶ/ር መቕደስ ዳባ mizan mekonen Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቕደስ ዳባ ብወለንታውያን ዝወሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ብዙሓት ዜጋታት ተጠቀምቲ እናኾኑ ከም ዘለዉ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ‘ሀርት አታክ ኢትዮጵያ’ ምስ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብምትሕብባር ዝህቦ ዘሎ ናፃ ናይ ልቢ መጥባሕቲ…