Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2026

ፀወታ የፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ ሎሚ መዓልቲ ፍፃመኡ ረኺቡ። ሻምፒዮን እቲ ሊፍ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ዘራኸበ ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ፤ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተኻይዱ። ኣብቲ ፀወታ…

ፀገማት ተሓጋጊዝካ ናይ ምሕላፍ ባህልና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገማት ተሓጋጊዝካ ናይ ምሕላፍ ባህልና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኣለና ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 30 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ኣብ ክ/ከተማ ለሚ ኩራ ብዕሊ…

ቀመራት መከፋፈሊ ሃፍቲ ብግቡእ ምትግባሮም ብቐረባ ምክትታል ተኻኢሉ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብቲ በጀት ዓመት ቀመራት መከፋፈሊ ሃፍቲ ብግቡእ ምትግባሮም ብቐረባ ምክትታል ተኻኢሉ ኢሎም ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ድጎማ በጀትን ሓበራዊ ኣታዊን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ በጀት ዓመት 2018…

ንክብሪ ማሕበረሰብ ገፀር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ዘሰጋግር ኮሪደር ገፀር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እናተፋለጠን እናተተግበረን ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሓረስቶት ናይ ምምዕባል ከይዲ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ኮሪደር ገፀር ናብራ ሓረስቶትን መፍረያይነትን ንምድንፋዕ ዝሕግዙ ዘበናዊ መናፅሂ…

ኮንፈረንስ ሪዞርት ንኢትዮጵያ ማእኸል ዓለም ለኸ መድረኻት ንምግባር ዘለና ራእይ ዘጠናኽር እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባምንጭ ኢትዮጵያ ማእኸል ዓለም ለኸ መድረኻት ንምግባር ራእይና ዘሐይል እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንወለዶታት ዝተሃነፀ ኮንፈረንስ ሪዞርት…

የሀገር በቀል እሴቶች ዘርፈ-ብዙ አስተዋጽኦ…

ሀገር በቀል እሴቶች፣ ለዘመናት በሕዝቦች ዘንድ ተከብረው የቆዩ፣ የሞራል ልዕልና ያላቸው እና ቂም አልባ ዘላቂ ሰላምን ማውረድ የሚችሉ ፍፁም ፈዋሽ የውይይት መድረኮች ናቸው። ሀገር በቀል እሴቶቻችን የተለያዩ የፖለቲካና የማኅበረሰብ ክፍሎች ጽንፍ የረገጡ ሐሳቦቻቸውን ይዘው ወደ መካከለኛ…

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየር ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየርን ሓቢርካ ናይ ምስራሕን ጥምረት ተሸላሚ ኮይኑ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ሽልማት ኣቪዬሽን ቱሪዝም ስነ ስርዓት ሽልማት ‘ኮኔክቲቪቲ ኣዋርድ’ ምርካቡ ኣፍሊጡ፡፡…

ኢኮኖሚያዊ ኣስተዋፅኦኡ እናዓበየ ዝመፅእ ዘሎ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም. (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብሽግግር ቴክኖሎጂ፣ ብምፍጣር ዕድል ስራሕን ብምፍራይ ተካኢ ምህርቲን ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ። እዚ ዓውዲ ምስ ግብርና፣ ማዕድን፣ ቱሪዝምን ዲጂታል ኢኮኖሚን…

ልዕሊ 20 ሚሊየን ሰባት ዝዕደሙሉ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሽዱሽተ መዓልቲታት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ልዕሊ 20 ሚሊየን ሰባት ከምኡ እውን ተወከልቲ ልዕሊ 100 ሃገራት ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ጎስጓስ ሕርሻ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ካብ ምሽማት ናብ መፍረያይነት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ህንፀት ልምዓ ኮሪደርን መሰረተ ልምዓትን ልዑል ለውጢ እናመዝገቡ ዝርከባ ከተማታት ኢትዮጵያ ካብ ማእኸል ፅግዕተኝነት ብምውፃእ ርእሰን ክምግባ ናብ ዝኽእላሉ መፍረያይነት እናተሰጋገራ ይርከባ። ቅድሚ ሕዚ ጠለብ ምግቢ ሙሉእ…