ብበዝሒ ዝተነበቡ
- ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ነጥቢ ተማቒላ ወፂኣ
- ኢትዮጵያ ፍትሓዊ ተበፃሕነት ፋይናንስ ንብረት ኣየር ንምዕባይ ክትሰርሕ እያ – ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
- ኣብ ቀፃሊ ዝካየዱ ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ሃገራዊን ፍፃመታት ብዓወት ንኽካየዱ ምድላው ተገይሩ
- ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኮይና ምምራፃ ዓወት ኩሉ ኣፍሪካ እዩ – በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን
- ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ 7 ፀወታታት ክካየዱ እዮም
- ሕቶ ወናንነት ባሕሪ ኢትዮጵያ ሓባራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ መሰረታዊ ጉዳይ እዩ
- ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣባል መራሒ ጉጅለ ዓለም ለኸ ገጎስጓስ ምስፋሕ ቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢ ኮይኖም
- ኢኮኖሚያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
- ኣብ ከተማ መቐለ ዕድላት ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዝ ዲጂታል ምዝገባ ይካየድ ኣሎ – ከንቲባ ሺሻይ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ዕድላት ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዝ ዲጂታል ምዝገባ ይካየድ ኣሎ ኢሎም ኣብ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ (ዶ/ር)። በዓል ሓደራ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝሓለፉ 30 መዓልታት ገምጊሙ። ከንቲባ ሺሻይ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምበሉዎ፤ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ዕጡቓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝካየድ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ምፍጣር ዕድል ስራሕ ክካተቱ እዮም። ኣብ መቐለ ንመሰል ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዝሕግዝ ዲጂታል ምዝገባ ይካየድ ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም። እዚ ዲጂታል ምዝገባ መናእሰይ እታ ከተማ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ክሳተፉ ዘኽእል ምዃኑ ኣብሪሆም። በዚ ድማ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ዕጡቓት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተኻቲቶም ስራሕ ንኽጅምሩ ዘኽእል ምቹው ኩነታት ይፍጠር ከምዘሎ ኣመልኪቶም። እቲ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ዝተውሃቦ ሓላፍነት ከምዝፈፀመ ዘረጋግፅ፤ ህዝቢ እቲ ክልል ንመረፃ ምቹው ዝኾነ ሃዋህው ክፈጥር እንተኽኢሉ ምዃኑ እውን ኣረጋጊፆም። ስለዝኾነ ድማ ህዝቢ ዝመረፆ መንግስቲ ተጣይሹ ንምርኣይ እቲ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ዝከኣሎ ኩሉ ከምዝገብር ኣረጋጊፆም። #ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ ብኣሸናፊ ሽብሩ
- ህዝቢ ትግራይ ንምውጋድ እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ዘርአዮ ቆራፅነት ልዑል ፅንዓት ዝተራኣየሉ እዩ – ከንቲባ ሺሻይ (ዶ/ር)